ወ/ሪት ፈይዛ መሓመድ ዑመር ምክትል አፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ አበባ ብምዃን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወ/ሪት ፈይዛ መሓመድ ዑመር ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ምምሕዳር ከተማ ብምግባር ሾይሙ።

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፤ ምስረታ መንግስቲ ምምሕዳር ከተማን 4ይ ዙር መኽፈቲ ጉባኤኡን ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝርከብ መእከቢ ኣዳራሽ እቲ ቤት ምኽሪ የካይድ ኣሎ።

Comments (0)
Add Comment