ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይነን ተሰይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 7ይ ዘበን ፓርላማ 1ይ ዓመት ዘበነ ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።

በዙይ መሰረት እቲ ቤት ምኽሪ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣፈጉባኤ ገይሩ ሰይሙወን።

 

Comments (0)
Add Comment