ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መስራቲ ጉባኤ እቲ ባይቶ 1ይ ስሩዕ ኣኼባኡ የካይድ ኣሎ።
ኣብቲ ኣኼባ ወ/ሮ ኣየለች እሸቴ ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ብምግባር ብሙሉእ ድምፂ ሰይሙ፡፡
ወ/ሮ ኣየለች እሸቴ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ብምዃን ንምግልጋል ኣብ ቅድሚ እቲ ባይቶ ቀሪቦም ቃለ ማሕላ ፈፂመን፡፡
ብመላኩ ገድፍ