ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዳግም ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምግባር መሪፁወን።

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተውሃበን ሓላፍነት ብቅንዕነትን ብትግሃትን ንምፍፃም ቃለ ማሕላ ፈፂመን።

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፤ ምስረታ መንግስቲ ምምሕዳር ከተማን 4ይ ዙር መኽፈቲ ጉባኤኡን ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝርከብ መእከቢ ኣዳራሽ እቲ ቤት ምኽሪ የካይድ ኣሎ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment