ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ፍራንሲስኮ ቻፖ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡

ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብቕብሪ ተቐቢልና ኢሎም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዝኽሪ ጀጋኑ ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ብምንባር ንናፅነት መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ጩራ ብርሃን ዝኾነ ዝኽሪ ዓወተ ዓድዋ ከምዝጎብነዩ ገሊፀን።

Comments (0)
Add Comment