ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቡሩንዲን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ እዚ እዋንን ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም።
ፕሬዚዳንት ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ “ዝተኸበሩ ሓወይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፓርቲ ብልፅግናን ኣብቲ መረፃ ብምዕዋቶም ብሽም ሕብረት ኣፍሪካን ቡሩንዲን እንኳዕ ደስ በለኩም ክብል ይደሊ ኢሎም።