በዓል ሓደራ ምምሕዳር ከተማ ዓዲ ጉዶም ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ምምሕዳር ከተማ ዓዲ ጉዶም ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ብውሽጣዊ ዓቕሚ በዓል ሓደራ ምምሕዳር ዝተገበረ ሰብኣዊ ሓገዝ፤ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ወገናት ግዝያዊ እፎይታ ንምሃብ ዝዓለመ እዩ።

ኣብ ተመሳሳሊ ፈታኒ እዋን ኣመራርሓ በዓል ሓደራ ምምሕዳር ውሽጣዊ ዓቕሚ ኣብ ከባቢኦም ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ቅልጡፍን ተግባራዊን ምላሽ ክህቡ ከምዘለዎም ተገሊፁ።

ብግዛቸው ግርማዬ

Comments (0)
Add Comment