ፕሬዚዳንት ብሩንዲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ብሩንዲን ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም ኢትዮጵያ ዝሓዘቶም ስትራቴጂያዊ ሸቶታት ንምዕዋት ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዘላቒ ዕቤት፣ ሓድነትን ብልፅግናን ከም ዝጎናፀፍ ዘለዎም ፅኑዕ እምነት ገሊፆም።

#ኢትዮጵያ #ዓባይሃገር #ዓብዪህዝቢ #ዓብዪራኢ

ብእመቤት ሲሳይ

Comments (0)
Add Comment