Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም
By
mizan mekonen
on February 17, 2026
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም።
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ “እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ጥንታዊት መሬትና ኢትዮጵያን ውቕብቲ ከተማን ዝህልዎም ፃንሒት ፍረ ዘለዎ ክኾነሎም ይምነ” ኢለን።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
“ኣገልግሎት ሬድዮን ቴሌቪዥን ድምፂ ወያነ ትግራይ” ማእዶት ብሮድካስቲንግ አገልግሎት ብዝብል ሓዱሽ ስያመ ፍቓድ ኣገልግሎት ብሮድካስት ተዋሂቡዎ
ስትራተጂካዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ሩስያን ጉዕዞ ምዕባለ ሃገርና ኣዚዩ ዘቀላጥፍ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ፎረም ሓባራዊ ምትሕብባር ፀፅታ ባሕሪን ምድሓን ህይወትን ሃገራት እቲ ዞባ ተዛዚሙ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ዕንወት ከምዝበፅሖ ተገሊፁ
ሰማይ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኢድ ኢትዮጵያ!
እናጠንከረ ዝመፀ ዝምድና ኢትዮጵያን ሩስያን
ምርምርን ልምዓትን ድሮን ንምጥንኻር ዝሕግዝ ስምምዕነት ተፈሪሙ
Comments
(0)
Add Comment