ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ኣሌክሳንደር ስተብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ኣሌክሳንደር ስተብ ተዛቲዮም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ፣ እቲ ዝተኻየደ ዘተ ኣብ ክልተኣዊ ሓባራዊ ረብሓታት፣ ዞባዊ ጉዳያትን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ዘተኮረ ከም ዝነበረ ገሊፆም።

ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ሃገራት ዘሎ ርክብ ብዝያዳ ንምጥንኻር ከምኡውን ኣብ ሓባራዊ ረብሓታትን ዞባዊ ጉዳያትን ብሓባር ንምስራሕ ከምዝተሰማምዑ ገሊፆም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment