Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ፕሬዚዳንት ታዬ ንዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም
By
mizan mekonen
on May 26, 2026
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንመበል 1ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ናይ እንዃዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም ንኹሎም ሰዓብቲ እምነት እስልምና ዝኽተሉ ኢትዮጵያውያን እንዃዕ ኣብፅሐኩም ኢሎም።
እቲ በዓል ሰላም፣ ሓድነት፣ ፍቕርን ምርድዳእን ዘለዎ ክኸውን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።
ዝተመረፁ
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
ዘይብዳህ መርአያ ፅንዓት!
ሕፁያት ተፃወትቲ ሽልማት ባሎንዶር ዕላዊ ኮይኖም
ፕሬዚዳንት ታዬ ሰብሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ስነ ስርዓት ቀብሪ ውሪይቲ ኣርቲስት እልፍነሽ ቀኖ ተፈፂሙ
ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ልዕሊ 2 ሺሕን 500ን ህንፀት ሹቓት ብዕሊ ጀሚሩ
ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ሚስ ወርልድ 2026 ዝተወዳደረት ሩት ይርጋለም ኣቀባብላ ተገይሩላ
ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ መዓልቲ ፅንዓት ኣኽቢሩ
Comments
(0)
Add Comment