ስፓርት
ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።
ሎሚ 11:00 ኣብ ሜዳ ክሪስታል ፓላስ ሜዳ ሴልኸርስት ፓርክ ኣብ ዝገብሮ ፀወታ ማንቼስተር ሲቲ ወሳኒ ዓወት ብምምዝጋብ ምስ መራሒ እቲ ሊግ ኣርሴናል ዘለዎ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምፅባብ ናብ ሜዳ ክኣቲ ኢዩ።
ማንቼስተር ሲቲ 31 ነጥቢ ብምእካብ ካልኣይ እንትኸውን፥ ክሪስታል ፓላስ ድማ 26 ነጥቢ ብምውህላል ኣብ መበል ሓምሻይ ደረጃ ኣሎ።
ትማሊ ምሸት ንዎልቭስ 2 ን…
Read More...
ሊቨርፑልን ቼልሲን ዓወት ቀኒዑወን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑልን ቼልሲን ንተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ቀኒዑወን፡፡
ኣብ ኣንፊልድ ንብራይተን ዘተኣናገደት ጋንታ ሊቨርፑል 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡
ሊቨርፑል ዝተዓወተትለን ክልተ ሸቶታት ኢኪቲኬ ኣመዝጊቡወን፡፡
ናይ መወዳእታ ፀወትኡ ክኸውን ከምዝኽእል…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡
ምሸት ሰዓት 12 ቼልሲ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንኤቨርተን እንትተተኣናግድ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ናይ ዘይምስዓር ጉዕዞኣ ንምግታእ ክትፃወት ኢያ፡፡
ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ…
ኢትዮጵያ ብ3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ።
ኣብቲ ርሕቐት ኬንያን ዩጋንዳን ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን።
ብተወሳኺ ብ1 ሺሕን 500 ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ።
ኢንተር ሚላን ምስ ሊቨርፑል – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዕለት
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 6ይ ዙር መርሃ ግብሪ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡
ሊቨርፑል ናብ ጣሊያን ብምምራሕ ምሸት ሰዓት 5 ምስ ኢንተር ሚላን ትገጥም እንትትከውን፥ ቼልሲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ምስ ካሊእ ጋንታ ጣሊያን ኣታላንታ ፀወታኣ ክትገብር ኢያ፡፡
ሊቨርፑል ምስ ኢንተር ሚላን ካብ ዝገበረቶም…
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ወልቭስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 15 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ወልቭስ ክትገጥም ኢያ፡፡
ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት እቲ ሊግ ክትዕወት ዝኸኣለት ሓንቲ ፀወታ ጥራሕ እንትትከውን÷ ኣብ ሰለስተ ፀወታ ማዕረ ተፈላሊያ ኣብ ሓደ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡
ተጋጣሚታ ወልቭስ…
ምድረ ገነት ሽረን ወላይታ ድቻን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 9ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምድረ ገነት ሽረን ወላይታ ድቻን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ቀትሪ 9 ሰዓት ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ንምድረ ገነት ሽረ ሽመክት ጉግሳ (ብፍፁም ቅላዕ) ሸቶ እንተመዝግብ÷ ንወላይታ ድቻ ማዕረ ዝገበረት ሸቶ ድማ ኣዛርያስ ኣቤል ኣመዝጊቡዋ፡፡…