ስፓርት

ስፓርት

ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዝርከብሉ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣርጀንቲናን ስፔንን ኣብ ዝገብርዎ ግጥም ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ብኣካል ኣብ ስታድዩም ተረኺቦም ከምዝከታተልዎ ተገሊፁ። ብኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ኣሳናዳእነት ክካየድ ዝፀንሐ ፅዋዕ ዓለም 2026 ኣብ መዛዘሚኡ በፂሑ ኣሎ፣ ፅዋዕ ዝወስድ ጋንታ ዝውስኑ ናይ ፍፃመን ናይ ሳልሳይ ደረጃን ግጥማት ጥራይ ተሪፎም ኣለዉ። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ካብቶም ክሳብ ሕዚ ዝተኻየዱ 102 ግጥማት ሓደ እኳ ብኣካል ኣብ ስታድዩም ዘይተኸታተሉ እንተኾኑ ነታ እትዕወት ሃገራዊት ጋንታ…
Read More...

ተናሓናሕቲ ሃገራዊ ጋንታታት ፋፃመ ፅዋዕ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኣዳላዊነት ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ዝርከብ 2026 ፅዋዕ ዓለም ኣብ መዛዘሚ ምዕራፉ በፂሑ ኣሎ። ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊ ጋንታታት ዝተፈለዩ ኮይኑ፤ በዚ መሰረት ስፔንን ኣርጀንቲናን ንፅዋዕ ክነሓንሓ እየን። ስፔን ንፅዋዕ ዝተገመተት ካልእ ብርትዕቲ ሃገር ንፈረንሳይ 2 ብ 0 ብምስዓር ናብ ፍፃመ…

ስፔን ምቤልጂዬም፣ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ናይ ርብዒ ፍፃመ ፀወታ ሎሚ እውን ክቕፅል ኢዩ፡፡ ምሸት ሰዓት 4 ስፔን ምስ ቤልጂዬም ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ስፔን ኣብ 16 ፀወታ አውዲቕካ ምሕላፍ ንፖርቹጋል ከምኡ እውን ተጋጣሚታ ቤልጂዬም ንኣሰናዳኢት ሃገር ኣሜሪካ…

ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ንሲዳማ ቡና 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ኮይና፡፡ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኢትዮጵያ፤ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኮንኮኒ ሃፌዝን በየነ ባንጃን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ኣብ ታሪኻ…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ካልኣይ ዙር መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ኣብቂዑ ምስበሉ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ካልኣይ ዙር መጥቃዕቲ ፈፂማ፡፡ ዋሽንግተን በዚ መጥቃዕቲ ልዕሊ 90 ዒላማታት ከምዝወቕዐት ዝገለፀት እንትትከውን፥ ሰብ መዚ ኢራን ብግደኦም እዚ ፀወታ ኣይኮነን፤ መጥቃዕቲ እንትፍነወና ብሱቕታ ኣይንምልከትን ብምባል ኣጠንቂቐን፡፡…

ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ኣሰልጣኒ ፉልሃም ኮይኑ ተሸይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እንግሊዛዊ ክለብ ፉልሃም ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ኣሰልጣኒ ናይቲ ክለቡ ኮይኑ ከም ዝተሾመ ዕላዊ ገይሩ። በዙይ መሰረት ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ንኣሰልጣኒ ማርኮ ሲልቫ ብምትካእ ኣብ ክራቨን ኮቴጅ ክለብ ፉልሃም ን3 ዓመታት ዝፀንሕ ኮንትራት ተፈራሪሙ። እቲ 43 ዓመት ዝዕድሚኡ ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ኣብ እንግሊዝ ፕሪምየር ሊግ ንክለባት…

ኣርጀንቲና 2 ን 0 ካብ ምምራሕ ተበጊሳ ንግብፂ ብምስዓር ናብ ርብዒ ፍፀመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ሃገራት ፅዋዕ ዓለም ኣርጀንቲና ብ2 ኣፈላላይ ሸቶ እናተመርሐት ፀኒሓ ንግብፂ 3 ን 2 ብምስዓር ናብ ርብዒ ፍፀመ ክትፅምበር ክኢላ፡፡ ናይ ኣርጀንቲና ሸቶታት ሊዮኔል ሜሲ፣ ክረስቲያን ሮሜሮን ኢንዞ ፈርናንዴዝን እንተመዝግቡ፥ ንግብፂ ካብ ስዕረት ዘየድሐና ሸቶታት ድማ ያሰር ኢብራሂምን ዚኮን…