ስፓርት
መቻል ኢትዮ ንኤሌክትሪክ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ስዒራ።
ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ መቻል ኮሊንስ ኮፊ ኣመዝጊቡዋ፡፡
መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ ቀፂሉ እንትካየድ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ሰዓት 12 ኣዳማ ከተማ ምስ ድሬዳዋ ከተማ ክራኸባ ኢየን፡፡
Read More...
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ብሬንትፎርድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ምሸት ሰዓት 4 ንብሬንትፎርድ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡
ተሳትፎ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንምርካብ እናተናሓነሐት ትርከብ ማንቼስተር ዩናይትድ፤ ኣብቲ ሊግ ተኸታታሊ 2ይ ዓወታ ንምምዝጋብ ናብ ሜዳ ክትኣቱ ኢያ፡፡
ኣብቲ ሊግ…
ቼልሲ ናብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ እንግሊዝ ቼልሲ ንሊድስ ዩናይትድ 1 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍፃመ ሓሊፋ፡፡
ሰዓት 11 ኣቭ ስታዲየም ዌምብሌይ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ቼልሲ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ውፅኢት ስዒቡ ቼልሲ ንፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ፡፡
ኣብ ፀወታ ፍጣመ ድማ…
ኢትዮጵያ ቡና ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 1 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዘካየደኦ ፀወታ ብዓወት ኢትዮጵያ ቡና ተዛዚሙ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ ቡና ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ኢያ ስዒራ፡፡
ኢትዮጵያ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኦካይ…
ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ማራቶን ለንደን ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትፅቢት ኣብ ዝተገበረሉ ውድድር ጉያ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ለንደን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ተዓዊታ።
ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ 2 ሰዓት 15 ደቒቕን 41 ሰከንድን ብምእታው ውድድራ ብፀብለልታ ዛዚማ።
ላሚን ያማል ካብ ውድድር እዚ ዓመት ወፃኢ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስፔናዊ ኣጥቃዓይ ባርሴሎና ላሚን ያማል ካብ ውድድር እዚ ዓመት ወፃኢ ኮይኑ፡፡
ትማሊ ምሸት ባርሴሎና ሴልታ ቪጎ ኣብ ዝሰዓረትሉ ግጥም ላሚን ያማል ብዘጋጠሞ መጉዳእቲ ተቐይሩ ምውፅኡ ይፍለጥ።
በዙይ እውን እቲ ተፃዋታይ ቀፃሊ ፀወታታት ወፃኢ ምዃኑ ክለቡ ኣፍሊጡ።
ወዲ 18 ዓመት ተፃዋቲ ባርሴሎና ክለቡ…
ቼልሲ ንኣሰልጣኒ ሊያም ሮሴኒየር ኣሰናቢታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ንኣሰልጣኒ ሊያም ሮሴኒየርን ካብ ሓላፍነቱ ኣሰናቢተቶ፡፡
እታ ጋንታ ነቲ ኣሰልጣኒ ዘሰናበተተቶ ድሕሪ 114 ዓመት ንፈለማ እዋን ምንም ሸቶ እንተየመዝገበት ሓሙሽተ ተኸታተልቲ ፀወታታት ስዕረት ምትእንጋዳ ስዒቡ ኢዩ፡፡
ካብ ፈረንሳዊት ጋንታ ስትራስቡርግ ኣብ ወርሒ ጥሪ ስምምዕነት ኮንትራት…