ስፓርት

ስፓርት

ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ 27 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ 27 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ወርሒ  27 ቢሊየንን 219 ሚሊየንን 961 ሺሕን 375 ነጥቢ 3 ብር ንምነእካብ ትልሚ ተታሒዙ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ 27 ቢሊየንን 130 ሚሊየንን 353 ሺሕን 57 ነጥቢ 33 ብር ከምዝኣከበ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸባነዮ ሓበሬታ የረድእ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ! እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
Read More...

ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ሻምፒዮና ቴኳንዶ ኣፍሪካ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ሻምፒዮና ቴኳንዶ ኣፍሪካ ኮይና። ንክልተ መዓልታት ኣብ ማእኸል ትምህርቲን ስልጠናን ስፖርት ራስ ሃይሉ እንትካየድ ዝነበረ ሻምፒዮና ተዛዚሙ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ብክልቲኡ ፁታ 24 ወርቂ፣ 23 ብሩርን 33 ነሓስን ብድምሩ 88 ሜዳሊያታት ብምርካብ ብፀብለልታ ዛዚማ። እቶም ሜዳሊያታት፥…

ክላረንስ ሲዶርፍ ምስ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮኾብ ተፃዋቲ ጋንታተት ሪያል ማድሪድን ኤሲ ሚላን ክላረንስ ሲዶርፍ ምስ ግዙፍ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ጉዕዞ ካብ ዝገብረለን ኣርባዕተ ሃገራት ሓንቲ ዝኾነት ኢትዮጵያ እቲ በዓል ዓቢዩ እዝኒ ፅዋዕ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ንምርኢት…

ትፅቢት ዝተገበረሉ ሸገር ደርቢ ብዓወት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት  ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣራኺቡ። ኣብ ኣዳማ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝተኻየደ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ብዓወት ጋንታ ቅዱሰ ጊዮርጊስ ተዛዚሙ። እቲ ፀወታ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት እንትዛዘም፥ ኣቤል ያለው፣ ቸርነት ጉግሳ፣ ፍሪምፖንግ ማንሱን…

ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ተመሊሳ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 26  መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) በዓልቲ ዋና ክብረ ወሰን 10 ሺሕ ሚትሮ ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ተመሊሳ። ኣብ  ሪዮ ኦሊምፒክ ብራዚል በዓልቲ ዋና ክብረ ወሰን 10 ሺሕ ሚትሮ  ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ካብ ጉድኣት እግሪን ወሊደን ብምምላስ ዳግማይ ናብ ውድድር ተመሊሳ። ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ትማሊ ኣብ ስፔን ኣብ ዝተገበረ ፈርቂ…

ጋንታታት ኢትዮጵያ መድንን ለገጣፊ ለገዳዲን ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባየን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኢትዮጵያ መድንን ለገጣፊ ለገዳዲን ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባየን ኣረጋጊፀን። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምድብ “ሐ” ብዝተኻደ መርሃ ግብሪ ፀወታ፥ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ንደቡብ ፖሊስ 1 ን 0 ክትስዕር ክኢላ። ነዚ ስዒቡ ድማ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ድሕሪ ሸሞንተ ዓማውቲ ናብ ፕሪሜርሊግ ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ሎሚ…

ክላረንስ ሴዶርፍ ምስ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክመፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ሃገራዊት ጋንታ ኔዘርላንድስ ክላረንስ ሴዶርፍ ምስ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክመፅእ ኢዩ። ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ፅባሕ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ካብ ቀትሪ ሰዓት 7 ጀሚሩ ብዝካየድ ስነ-ስርዓት ብተዓዘብቲ ዑደት ክግበረሉ ኢዩ። ሴዶርፍ እውን ምስቲ ፅዋዕ ኣብ ሸራተን…