ስፓርት

ስፓርት

ጣሊያን፣ ቤልጂየምን ኔዘርላንድስን ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ምሕላፈን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝሓለፋ ሃገራዊ ጋንታታት እናተፈለጣ ይመፅኣ ኣለዋ። ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተገበሩ ፀወታታት፥ ካብ ምድብ 1 ጣሊያን፣ ካብ ምድብ ክልተ ቤልጂም ከምኡ እውን ካብ ምድብ 3 ኔዘርላንድስ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ተፀምቢረን ኣለዋ፡፡ ጣሊያን ዘካየደቶም ክልተ ፀወታታት 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ተፀምቢራ፡፡ ትማሊ ኣብ ዝተገበሩ ፀወታታት ድማ ካብ ምድብ 2 ቤልጂም ንዴንማርክ 2 ን 1 ብምስዓር ክትሓልፍ ክኢላ፡፡…
Read More...

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 10 ሽሕ ርሕቐት ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ነቲ ብኔዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ዝተመዝገበ ክብረወሰን ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ኣማሓይሻቶ። ለተሰንበት ነቲ ርሕቐት ብልዕሊ ሓሙሽተ ሰከንድ ኢያ ኣመሓይሻቶ። ኣብቲ ኣብ ኔዘርላንድ ሄንግሎ ዝተኻየደ ናይ ትማሊ ውድድር ነቲ 10 ሽሕ ሜትር ርሕቐት ኣብ 29 ደቒቓ 01 ሰከንድን 03 ማይክሮ ሰከንድን…

ትውልደ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሲፋን ሓሰን ክብረወሰ ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮ ሰቢራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብትውልዲ ኢትዮጵያዊት ብዜግነት ሆላንዳዊት ዝኾነት ኣትሌት ሲፋን ሓሰን ክብረወሰ ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮ ሰቢራ። ኣትሌት ሲፋን ሓሰን፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2016 ብኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ተታሒዙ ዝነበረ ርሕቐት ብምምሕያሽ ኢያ ሓዱሽ ክብረወሰን ዓለም ክትሰብር ክኢላ ዘላ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ብኣትሌት…

ሰለስቲአን ጋንታታት ፕሪሜር ሊግ ክልል ትግራይ ኣብ ውድድር ዘበነ 2014 ናይ ምስታፍ ድሌት ከምዘለወን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ሰለስቲአን ጋንታታት ጋንታታት ፕሪሜር ሊግ ኣብ ውድድር ዘበነ 2014 ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ክሳተፋ ከምዝደልያ ኣፍሊጠን። ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ተሳተፍቲ ምስ ዝኾና ሰለስተ ጋንታታት ትግራይ ብዛዕባ ዝቕፅል ዓመት ተሳትፎአን ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዩ።…

ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ተሳታፊት ምዃና ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ጋንታ ኣዳማ ከተማ በላይ ኣባይነህ ብዘመዝገባ ሽቶ እናመርሐት ዝፀንሐት እንትትከውን፥ ኣበበ ጥላሁን ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ጋንታ…

ጋንታ ሲዳማ ቡና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብ መበል 26 ሰሙን ውድድር እቲ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተራኺበን፡፡ ኣብቲ ፀወታ ሲዳማ ቡና ንወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ክልቲአን ሽቶታት…

ጋንታ ቪያርል ሻምፒዮና ዩሮፓ ሊግ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋንታ ቪያርል ንጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ብምስዓር ሻምፒዮና ዩሮፓ ሊግ 2020/2021 ኮይና። እንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድን ስፔናዊት ጋንታ ቪያርያልን ዘራኸበ ናይ ፍፃመ ፀወታ ብዓወት ጋንታ ቪያሪያል ተዛዚሙ። ስሩዕ ፀወተአን ሞሬኖ ኣብ መበል 29 ደቒቕ ንቪያርያል፣ ኢዲሰን ካቫኒ ኣብ መበል 55 ደቒቕ…