ስፓርት
ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ወርቂ መዳሊያ ዓቲራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ብስክሌት ኣፍሪካ መበል ካልኣይ ወርቂ መዳሊያ ዓቲራ።
64 ነጥቢ 5 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ሰገናት ብደቂ ኣኒስቲዮ ፅጌ ካሕሳይ ኣብቲ ውድድር ቀዳመይቲ ኮይና።
ፅጌ ካሕሳይ ትማሊ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ፈተነ ውልቀ ሰዓት ሜረዳሊያ ወርቂ ምዕታራ የዝከር።
ቅሳነት ግርማይ ሳልሳይ፣ ራሄል ታመነ ራብዓይ ደረጃ ብምሓዝ ነቲ ውድድር ዛዚመን።
ኣብ ኬኒያ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 19 ሻምፒዮና ብስክሌት ኣፍሪካ 2025 ካብ ልዕሊ 30 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ…
Read More...
ፅዋዕ ሴካፋ ትሕቲ 17 ዓመት ብፋና+
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ትሕቲ 17 ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ሳልሳይ መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ(ሴካፋ) መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ኣብ ዝገብርኡ ፀወታ ብፋና+ ቴሌቪዥን ቻናል ብቐጥታ ይመሓላለፍ።
እቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ፀወትኡ ሎሚ ሰዓት 10፡00 ኣብ ስታዲየም ኣበባ ቢቂላ ምስ ሶማሊያ ክጋጠሙ…
ድሕሪ ዓመታት ናብ ኣሜሪካ ዝጓዓዝ ሮናልዶ
ኣአዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖርቹጋላዊ ኮኸብ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ድሕሪ ብዙሓት ዓመታት ሃገራዊያን ጋንታታት ፖርቹጋልን ኣሜሪካን ንዝገብረኦ ናይ ምሕዝነት ፀወታ ናብ ኣሜሪካ ከምዘምርሕ ዕላዊ ተገይሩ፡፡
በዚ ድማ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ድሕሪ ዓመታት ናብ ኣሜሪካ ብምምራሕ ፀወታ ከምዝገብር ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡
ሮናልዶ ኣብ መሬት ኣሜሪካ ንመወዳእታ እዋን…
ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንደቡብ ሱዳን መዘነኣ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን 4 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ስዒራ፡፡
ሸቶታት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፤ ዳዊት ካሳው (3) ሸቶታት እንተመዝግብ፣ እንየው ስለሺ ዝተረፈት ሓንቲ ሸቶ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ብሕታዊት ሸቶ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ሴካፋ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ውድድር መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ዝተራኸባ እንትኾና÷ ኢትዮጵያ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ዳዊት ካሳን ሁዘይፋ…
ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ትመርሕ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ትሕቲ 17 ዓመት ሴካፋ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 እናመርሐት ዕረፍቲ ወፂኣ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ውድድር ትህቲ 17 ዓመት ሴካፋ ኢትዮጵያን ሩዋንዳን እናካየደኦ ዝርከባ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ ዝተዛዘመ እንትኸውን÷ ክልቲአን ሸቶታት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዳዊት ካሳን ሁዘይፋ ሻፊን ኣመዝጊቦምወን፡፡…
ፍሉይ መለለዪ ባህሊን ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ – ሰር ዴቪድ ቤካም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ መለለዪ ባህሊን ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ - ሰር ዴቪድ ጆሴፍ ቤካም፡፡
ትውልዱ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1975 ኣብ ርእሰ ከተማ እንግሊዝ ለንደን ዝኾነ ዴቪድ ቤካም፤ ፍሉይ መለለዪ ባህሊን ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ ኢዩ፡፡
ነበር ተፃቲ ክፍሊ ምክፍፋል ቤካም፤ ኣብ ኣርባዕተ ሊግ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምፅዋት ፅዋዕት ዝዓተረ…