ስፓርት
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 9ይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዓ ዓለም 9ይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ጊኒ ቢሳው ክተካይድ ኢያ፡፡
ካብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2026 ምስንባታ ኣቐዲማ ዘረጋገፀት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፤ መርሃ ግብሪ ንምምላእ ኢያ ክትፃት፡፡
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብቲ መፃረዪ ካብ ዝገበረቶም 8 ፀወታታት 1 ፀወታ ጥራሕ እንትትስዕር÷ ኣብ ሰለስተ ማዕረ ከምኡ እውን ኣርባዕተ ፀወታታት ተሳዒራ፡፡
በዚ ድማ ብ6 ነጥቢ ኣብ 5ይ ደረጃ ትርከብ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን…
Read More...
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ውድድራት ጎደና ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ መወዳእታ እዚ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጎደና ተዓዊቶም፡፡
ኣብ ሮማንያ ዝተኻየደዳድድር 10 ኪሎ ሜትሮብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ክዕወቱ ዝኸኣሉ እንትኾኑ፥ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ከበሪ ቤጂጋ ከምኡ እውንብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ተዓዊቶም።
ኣብ ስፔን ኣልባሴቴ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር…
ቼልሲ ምስ ሊቨርፑል – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ እዚ ዕለት
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ካብ ዘተኣናገደቶም ክልተ ተኸታተልቲ ስዕረታት ብምምላስ ንሊቨርፑል ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ እተተኣናግደሉ ፀወታ ምሸት 1፡30 ክጅመር ኢዩ፡፡
ካብዚ ፀወታ ኣቐዲሙ ኣጋግዘ ሰዓት…
ነበር ሓላዊ ልዳት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሳዳት ጀማል ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ሓላዊ ልዳት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሳዳት ጀማል ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡
ሳዳት ጀማል ኣብ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለያ ጋንታታትን ሓላዊ ልዳት ኮይኑ ብምፅዋት ዝሓለፈ እንትኸውን፥ ኣሰልጣኒ ሓለውቲ ልዳት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ብምዃን እውን ኣገልጊሉ፡፡
ነበር ተፃዋቲን…
ባርሴሎና ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ባርሴሎና ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ሓያላት ጋንታታት ዓለም እዚ እዋን ባርሴሎናን ፒኤስጂን ኣብ ኤስታዲ ኦሊምፒክ ዝገብረኦ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ሉዊስ ኤነሪኬ ንነበር ጋንትኡ ብተፃራሪ ክገጥም ኢዩ፡፡
ምሸት ሰዓት…
ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ውዕሉ ኣናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳዊ ተኸላኻሊ ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ንተወሰኽቲ ሓሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ውዕሊ ፈሪሙ፡፡
ሪያል ማድሪድ ንወዲ 24 ዓመት ተፃዋቲ ንምፍራም ጥቢቕ ድሌት ከምዘለዋ እናገለፀት ፀኒሓ ኢያ፡፡
ይኹን እምበር እቲ ተፃዋቲ ንተሰኽቲ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ኢምሬትስ ንምፅናሕ ዝተስማዕመዐ እምትኸውን፥ ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ…
ጆዜ ሞሪንሆ ምስ ነበር ጋንታኦም ቼልሲ ዘራኽብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም፡፡
ሎሚምሸት ሰዓት 4 ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ ንቤኔፊካ እናመርሑ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንነበር ጋንተኦም ቼልሲ ዝገጥሙሉ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኝ ቅድሚ እቲ ፀወታ ብዛዕባ ነበር ጋንታኦም…