ስፓርት

ስፓርት

ኣርባምንጭ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባምንጭ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ኣርባምንጭ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ታምራት እያሱ ኣመዝጊቡወን። ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ካብ ስዕረት ዘየድሐነት ብሕታዊት ሸቶ ፍሬው ሰለሞን ኣመዝጊቡዋ፡፡ ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna ፌስቡክ…
Read More...

ቶተንሃም ሆትስፐር ምስ ማንቼስተር ሲቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ቶተንሃም ሆትስፐር እትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 1፡30 ኣብ ዝግበር ፀወታ፤ ማንቼስተር ሲቲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምፅባብ ናብ ሜዳ ክትኣቱ ኢያ፡፡ ካብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት እቲ…

ዑደት ባካሪ ሳኛ ንስፖርት ቱሪዝም ዘለዎ እጃም ልዑል ኢዩ – ሰላማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሰናል ባካሪ ሳኛ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ዑደት ንስፖርት ቱሪዝም ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት እናገበረ ምስ ዝርከብ ባካሪ ሳኛ ብምርኻብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ፃንሒት ብዝምልከት ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ ከተማ ኖርዊች ዝገርም ክእለቱ የርኢ ዘሎ ትውልደ ኢትዮጵያዊ ዓሊ አሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምስ ካናዳዊ ቫንኩቨር ኋይትካፕ ን እንግሊዛዊ ኖርዊች ሲቲ ኣብ ወርሒ ጥሪ መስኮት ዝውውር ዝተፀንበረ ትውልደ ኢትዮጵያ ዓሊ ኣሕመድ፣ ብኽእለቱ ንብዙሓት ይምስጥ ኣሎ። ዓሊ ኣሕመድ ኣብ 2000 ኣብ ካናዳ ከተማ ቶሮንቶ ዝተወለደ እንትኾን ወለዱ ቅድሚ 30 ዓመት ካብ ሃረርጌ ናብ ካናዳ ብምኻድ ናብርኦም ኣብኡ ገይሮም፡፡…

ናይ መወዳእታ ፀወታታት ምድብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሰናልን ባየርንሙኒክን ኣቐዲመን ናብ ቀፃሊ ዙር ምሕላፈን ኣብ ዘረጋገፃሉ ናይ መወዳእታ ፀወታታት ምድብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ካይራት ኣልማቲ፣ ስላቪያ ፕራግ፣ ቪያሪያልን ኣይንትራፍራንክፈርትን ካብቲ ውድድር ዝተሰናበታ እንትኾና፤ ዝተረፋ 30 ጋንታታት ናብ 16 ንምሕላፍ ሎሚ ምሸት ክነሓንሓ…

ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ኣጀማምርኡ ዝሰመረሉ ኣንቶኒዮ ሴሜንዮ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ጋንታ ቦርንማውዝ ብምድማቕ ደረጃኡ ክብ ብምባል ናብ ኢትሃድ ዘምረሐ ኣንቶኒዮ ሴሜንዮ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ብቕልጡፍ ክላመድ ክኢሉ ኣሎ፡፡ ካብ ጋናዊ ኣቡኡን ፈረንሳዊት እንኡን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2000 ኣብ እንግሊዝ ዝተወለደ ሴሜንዮ፤ ኣብቲ ሊግ ድሙቕ ምንቅስቓስ እናገበሩ ካብ ዝርከቡ…

ፓትሪክ ዶርጉ ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜጋ ዘርሕቖ ጉድኣት ኣጋጢሙዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዴንማርካዊ ተፃዋታይ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ፓትሪክ ዶርጉ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተሓቢሩ። እቲ ተፃዋቲ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ንኣርሰናል 3 ን 2 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ዘደንቕ ሸቶ ምምዝጋቡ ይዝከር። ኣብቲ ፀወታ ጉድኣት ኣተኣናጊዱ ካብ ሜዳ ዝወፅአ ዶርጉ፥ በዚ…