ስፓርት
ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ መልሲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ መልሲ ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸተ ምክያድ ክጅምሩ ኢዮም፡፡
ምሸት ሰዓት ፳፡45 ፖርቹጋላጽ ጋንታ ስፖርቲንግ ሊዝበን ኣብ ሜዳኣ ንቦዶ ግሊምት ክተተኣናግ ኢያ፡፡
ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ እግሪ ፀወተአን ኖርዌያዊት ጋንታ ቦዶ ግሊምት 3 ን 0 ብምስዓር ናብዒ ፍፃመ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ኣስፊሓ ኢያ፡፡
ቦዶ ግሊምት ኣብዚ ዓመተ ውድድር ክስተት መድረኽ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዝኾነት ጋንታ ኢያ፡፡
ኣብዚ ውድድር ዓመት ኣብ…
Read More...
ቼልሲ ውዕሊ ኣምበል ጋንታኣ ሬስ ጀምስ ኣናዊሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቼልሲ ውዕሊ እንግሊዛዊ ተኸላካኻሊ ሬስ ጀምስ ንተወሰኽቲ ሽዱሽተ ዓመታት ከምዘናወሐት ዕላዊ ገይራ፡፡
ኣምበል እታ ጋንታ ሬስ ጀምስ ክሳብ 2032 ዓ.ም.ፈ ኣብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ክፀንሕ ኢዩ፡፡
ጀምስ ኣብ ጋንታ ቼልሲ ክሳብ ሕዚ ዝገበሮ ፃንሒት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ፣ ኮንፍረንስ ሊግ ኣውሮፓ፣ ፅዋዕ ጋንታታት…
ኣብ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡
ሃድያ ሆሳእና ምስ ሸገር ከተማ ቀትሪ ሰዓት 9 ከምኡ እውን ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ባህር ዳር ከተማ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ኣዋሳ ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡
ፋሲል ከነማ ምስ መቻል ቀትሪ ሰዓት 9…
ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ መብፅሒ ኮንቲኔንታል ቱር ኣምስት ኣትሌቲክስ ዓለም ሓንቲ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ መብፅሒ ኮንቲኔንታል ቱር ኣምስት ኣትሌቲክስ ዓለም ሓንቲ ኮይና፡፡
ኣብ ብዙሓት ከተማታት ዓለም መብፅሒኡ ዝገብር ኮንቲኔንታል ቱር ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትግበር ብኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ነሓስ ከምዝተውሃቦ ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ።
ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኽ ንፈለማ…
ፒኤስጂ ምስ ቼልሲ ፤ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ – ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ አውሮፓ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ሎሚ ምሸት ፒኤስጂ ምስ ቼልሲ፤ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተዓዋቲት እቲ መድረኽ ዝኾነት ፒኤስጂ ኣብዚ ዓመተ ውድድር ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ብምግባር ናብ 16 ከምዝሓለፈ ይዝከር፡፡…
ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀዳማይ ዙር ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ጋንታታት ሎሚ ምሸት ክጅምሩ ኢዮም፡፡
ምሸት ሰዓት 2፡45 ሊቨርፑል ካብ ሜዳኣ ወፃኢ ብምጉዓዝ ምስ ጋላታሰራይ ክትራኸብ ኢያ፡፡
ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ታሪኸን ሽዱሽተ ግዘ ዝተራኸባ እንትኾና፤ ጋላታሰራይ ሰለስተ ግዘ እትትዕወት ሊቨርፑል ሓደ ግዘ ተዓዊታ…
ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውን ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ዙር ፀወታ ፅዋዕ ኤፍ ኤ እንግሊዝ ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውንን 2 ን 1 ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ።
ቀትሪ ሰዓት 9:15 ካብ ሜዳኣ ወፃእ ብምጉዓዝ ኣብ ሊግ ሓደ እናተሳተፈት ንእትርከብ ማንስፊልድ ታውን ዝገጠመት ኣርሰናል ኖኒ ማዱዌኬን ኤበሪቼ ኤዜን ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኣመዝጊቦም።
ኣብቲ…