ስፓርት
አርሰናል ንወስትሃም ብምስዓር ናብ ፅዋዕ ትገብሮ ጉዕዞ ኣለምሊማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንዌስትሃም ዩናይትድ 1 ን 0 ብዝኾነ ፀቢብ ውፅኢት ብምዝዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ፡፡
ምሸት ሰዓት 12፡30 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኣርሰናል ዝተዓወተትላ ብሕታዊትሰቶ ሊያንድሮ ትሮሳርድ ኣመዝጊቡዋ፡፡
እቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ኣርሰናል ነጥባ ናብ 79 ክብ ብምባል ካብ ትስዕባ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ናብ ሓሙሽተ ኣስፊሓ፡፡
Read More...
ወላይታ ድቻ ንኣርባምንጭ ከተማ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 31 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻ ንርባምንጭ ከተማ 3 ን 2 ስዒራ።
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ወላይታ ድቻ መሳይ ሰለሞን (ክልተ) ን ሙሉቀን ኣዲሱን ብዘመዝገቡወን ሸቶታት ሰለስጸ ነጥቢ ብመሓዝ ወፂኣ።
የአርባምንጭ ከተማን ግቦች አብዱል ራህማን…
በርንሌይን ኣስቶንቪላን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ በርንሌይን ኣስቶንቪላን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን።
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ናይ በርንሌይ ሸቶታት ኣንቶኒን ፍሌሚንግን እንተመዝግቡ፤ ብወገን ኣስቶንቪላ ድማ ባርክሌይን ዋትኪንስን ኣመዝጊቦምወን።
ብተመሳሳሊ ሰዓት ዝተኻየዱ ፀወታታት ክሪስታል…
ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣክራ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ጋና ኣክራ ኣቲዩ፡፡
ኢትዮጵያ ኣብቲ ውድድር ካብ 100 ክሳብ 10 ሺኽ ሜትሮ ኣብ ዘለዉ ናይ ርሕቐት ውድድራትን ናይ ሜዳ ተግባራት ከምኡ እውን 20 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ስጉሚ ክትካፈል ኢያ።
ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ 2026 ካብ 4 ክሳብ 9…
ዌስትሃም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ንዘይምውራድን ፅዋዕ ንምዕታርን …
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ካብ ሜዳኣ ወፃእ ብምጉዓዝ ምሸት ሰዓት 12፡30 ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ፀወታኣ ክትገብር ኢያ።
ኣርሰናል 76 ነጥቢ ብምእካብ ነቲ ሊግ እናመርሐት እንትትከውን፥ ተጋጣሚታ ዌስትሃም ዩናይትድ ብግደኣ 36 ነጥቢታት ብምእካብ መበል 18 ደረጃ…
ኣብ መበል 24 ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ፅባሕ ናብቲ ቦታ ከቕንዑ እዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 24 ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ አትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብቲ ቦታ ከቕንዑ እዮም፡፡
እዚ ውድድር ኣብ ርእሰ ከተማ ጋና ኣክራ ካብ 4 ክሳብ 9 ግንቦት 2018 ዓ.ም.ፈ ክካየድ እዩ።
ትማሊ ምሸት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ስነ ስርዓት ምፍናው ዝተኻየደ እንትኾን፤ እቶም ኣትሌታት…
ፔፕ ጋርዲዮላ ብሉፅ ኣሰልጣኒ ናይዚ ወርሒ ተባሂሉ ተመሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሰልጣኒ ማንቼስር ሲቲ ፔፕ ጋርዲዮላ ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ብሉፅ ኣሰልጣኒ ናይዚ ወርሒ ተባሂሉ ተመሪፁ።
እዚ ኣሰልጣኒ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ሰለስቲኡ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ክዕወት ክኢሉ።
ብኻልእ ወገን ድማ ኣጥቃዓይ ኖቲንግሃም ፎረስት ሞርጋንጊብስ ዋይት ብሉፅ ተፃዋታይ ናይዚ ወርሒ ተባሂሉ…