ስፓርት

ስፓርት

ካፍ ንኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ካብ ስራሕ ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ)ካፍ ንኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ፔፔ ቲያው ካብ ስራሕ ኣጊዱ፡፡ ካፍ ኣብ ፍፃመ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሴኔጋልን ሞሮኮ ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ዝተርኣዩ ጉድለታት ስነ ምግባር እናመርመረ ምፅንሑ ኣፍሊጡ፡፡ ካፍ ብዝገበሮ ምርመራ ኣሰልጣኒ ፔፔ ቲያው ናይቲ ዕለት ዳይና ዝነበሩ ጂን ጃኩዌስ ናዳላ ውሳነ ብዘይ ምቕባል ተፃወትቲ ሜዳ ለቒቖም ንኽወፅኡ ትእዛዝ ምሃቦም ኣረጋጊፀ ኢሉ፡፡ በዚ ድማ እቲ ኣሰልጣኒ ካብ ኣሰልጣናይነት ስረሖም ንኽእገዱ ካፍ ውሳነ…
Read More...

ሞሮኮን ሴኔጋልን ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምልዓል ክጋጠማ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣሰናዳኢት ሃገረ ሞሮኮን ሴኔጋልን ዋንጫ ንምልዓል ናብ ሜዳ ክኣትዋ ኢየን። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4፡00 ኣብ ዋና ከተማ ሞሮኮ ዝኾነት ራባት ስታዲየም ፕሪንስ ሙላይ ኣብደላ ክካየድ ኢዩ። ኣብ ቅድሚ ደገፍቱ ዝፃወት ብሄራዊ ጋንታ ሞሮኮ ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ምስ ናይጄሪያ ዝገበሮ ፀወታ ብመፍለዪ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ማንቼስተር ሲቲ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ማንቼስተር ሲቲ 2 ን 0 ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ደርቢ ማንቹሪያን፤ ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሪያን ሙቤሞን ፓትሪክ ዶርጉን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብከተማ ተናሓናሒታ ማንቼስተር…

ፀወታ ደርቢ ማንቹሪያን  …

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ሰዓት 9፡30 ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎልድ ኣብ ዝሳለጥ መበል 22 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ክራኽባ ኢየን። ምስ ኣርሰናል ብ6 ነጥቢ ትሕት ኢሉ ዝርከብ ማንቼስተር ሲቲ ኣብቲ ፕሪሚየር ሊግ ዝገበሮም ዝሓለፉ ፀወታታት ማዕረ ምፍልላዩ ይዝከር። ክልቲኦም ጋንታታት ኣብ ዝሓለፈ…

ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ለንደን ደርቢ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ፀወሃ ካራባኦ ካፕ ሎሚ ምሸት ቼልሲ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ለንደን ደርቢ ትፅቢት ይግበረሉ። ናይ ከተማ ተናሓናሕቲ ዝኾና ኣርሰናልን ቼልሲ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ካራባኦ ካፕ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ምሸት 5፡00 ክራኸባ ኢየን። ብሓዱሽ ኣሰልጣኒ እናተመርሐት ናብቲ ፀወታ ትኣቱ ቼልሲ ኣብ…

ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ካራባኦ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሻምፒዮን እቲ ውድድር ዝነበረት ኒውካስል ዩናይትድ ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ንፉልሃም ከምኡ እውን ማንቼስተር ሲቲ ንብሬንትፎርድ ብምስዓር ኢየን ናብ ፍርቂ ፍፃመ ተፀምቢረን፡፡ ክልቲአን…

ባህር ዳር ከተማ ንመቻል ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ግብር ባህርዳር ከተማ ንመቻል 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ባህርዳር ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፍቅረሚካኤል ኣለሙን ግርማ ዲሳሳን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊት ሸቶ መቻል ድማ መሓመድ ኣበራ ኣመዝጊቡዋ።…