ስፓርት
ጋና ንኣሰጣኒ ኦቶ አዶን ኣሰናቢታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ኦቶ ኣዶ ተሰናቢቱ፡፡
ጋና ትማሊ ምሸት ምስ ጀርመን ኣብ ዝገበረቶ ናይ ምሕዝነት ፀወታ 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡
እታ ሃገራዊት ጋንታ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታታተልቲ ፀወታታት ምስዓራ ንምስንባት እቲ ኣሰልጣኒ ምኽንያት ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡
ሃገራዊት ጋንታ ጋና ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ዘይምስታፋ ይዝከር፡፡
ኣሰልጣኒ ኦቶ ኣዶ ካብ 2022 ጀሚሩ ነታ ሃገራዊት ጋንታ እናመርሐ ካብ ዝገበሮም 34 ፀወታታት 12 እንትዕወት፥ ሸሞንተ…
Read More...
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 2ይ ዙር ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክተካይድ ኢያ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2027 ፅዋዕ ኣፍሪካ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናይ መልሲ ፀወታኣ ምስ ሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን ክትገብር ኢያ፡፡
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ሞሮኮ ብምምራሕ ዝገበረቶ ቀዳማይ ዙር ፀወታ 3 ን 0 ምስዓራ ይዝከር፡፡
ናይ ሎሚ መዓልቲ ብዕፁው ከምዝካየድ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እፍሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ውሳነ…
ብቶተንሃም ሆትስፐር እናተደለየ ዝርከብ ኣሰልጣኒ ሮቤርቶ ዲዘርቢ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለብ ሰሜን ለንደን ቶተንሃም ጣሊያናዊ ኣሰልጣኒ ሮቤርቶ ዲዘርቢ ንምፍራም ድሌታ ኣለዋ።
ትማሊ ንኣሰልጣኒኣ ኢጎር ቱዶር ዘባረረት ቶተንሃም ሆትስፐር ሮቤርቶ ዲዘርቢ ብቀዋሚነት ጉጅለ ኣሰልጣኒኣ ገይራ ክትቀፅር ከምትደሊ ተሓቢሩ፡፡
ኢጎር ቱዶር ኣብ ሰሜን ለንደን ናይ 44 መዓልታት ድኹም ውፅኢት ብምግንዛብ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፀወታ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን 3 ን 0 ስዒራ።
ኣብ ሞሮኮ ስታዲየም ኤል ኣብዲ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ዋልያታት ዝተዓወቱለን ሸቶታት ኣቤል ያለው (2)ን ከነኣን ማርክነህን ኣመዝጊቦምወን።
ናይ መልሲ ፀወታ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ ምሸት ምስ ሳኦቶሜን ፕሪንሲፔ ቀዳማይ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ፡፡
ንሳኦቶሜ ዝገጥም ኣሰላልፋ ዋልያታት ዕላዊ ተገይሩ ኣሎ።
በዚ ድማ ኣቡበከር ኑራ፣ ኣለምብርሃን ይግዛው፣ ራምኬል ጀምስ፣ ያሬድ ባዬ፣ ያሬድ ካሳዬ፣ ወገኔ ገዛሀኝ፣ ከነኣን…
ካብ ቁልዕነቱ ናይ ኣርሰናል ደጋፊ ኮይኑ ዝዓበየ ዊሊያም ሳሊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ዓለም ኣለዉ ካብ ዝበሃሉ ዝበለፁ ተኸላኸልቲ ክፍሊ ማእኸል ሓደ ኢዩ ፈረንሳዊ ዊሊያም ሳሊባ፡፡
ማእኸላይ ብርኪ ናብራ ካብ ዘለዎም ስድራ ዝተወለደ ሳሊባ፤ ከም ሓደ ሰገን ኣብ ፓሪስ ኣብ ትርከብ ቦንዲ መንደር ኣብ መገዲ ኩዕሾ እናተፃወተ ኢዩ ዓብዩ፡፡
ኣብ ህይወት ኩዕሾ እግሪ ሳሊባ ልዑል ለውጢ…
ቲቦ ኮርቱዋ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንብዙሓት ሰሙናት ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂዬማዊ ሓላዊ ልዳት ሪያል ማድሪድ ቲቦ ኮርቱዋ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ጋንትኡ ዕላዊ ገይራ፡፡
ቲቦ ኮርቱዋ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኅንያት ካብ 6 ክሳብ 8 ሰሙን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ከምዝኽእል ተገሊፁ፡፡
በዚ ድማ ወዲ 33 ዓመት ሓላዊ ልዳት ተፃዋታይ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ምስ ጀርመናዊት ጋንታ ባየርን ሙኒክ ትገብሮ ፀወታ ርብዒ…