Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 30 ሰሙን ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትን ሸቶታት ገብረመስቀል ዱባለን ኪቲካ ጀማልን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ንወልዋሎ ዩኒቨርሲቲን ዓዲግራት ካብ ስዕረት ዘየድሐነት ብሕታዊት ሸቶ ስምኦን ማሩ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተገበሩ ፀወታታት ኢትዮጵያ መድን ንሲዳማ ቡና 1 ን 0 ከምኡ እውን ባህርዳር ከተማ…
Read More...

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ መሪሕ እቲ ሊግ ሲዳማ ቡና ምስ ኢትዮጵያ መድን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ሲዳማ ቡና ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ እንተስዒራ ምስ ተኸታሊታ መቻል ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ…

ጀነራላት ባቫሪያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጣመርቲ መስማር ምጥቃዕ ባየርን ሙኒክ ሃሪ ኬን፣ ሉዊስ ዲያዝን ማይክል ኦሊሴን ኣብ ውድድራት ውሽጢ ሃገር ኣብ መድረኽ ኣውሮፓ ዘደንቕ ጉዕዞ እናገበሩ ይርከቡ፡፡ እዚ ጥምረት ባቫሪያናውያን ኣብዚ ዓመተ ውድድር ዘመዝገቡወን ሸቶታት 100 ዝበፅሓ እንትኾና÷ ተፃወትቲ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ኪሊያን ምባፔ፣ ቪኒ ጁኒየርን…

ኣርሰናል ድሕሪ 20 ዓመታት ኣብ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይ መልሲ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣርሰናል ንኣትሌቲኮ ማድሪድ 1 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍፀመ ሓሊፋ። ኣርሰናል ዝተዓወተትላ ብሕታዊ ሸቶ ቡካዮ ሳካ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ። ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ናብ ስፔን ኣምሪሓ 1 ማዕረ ብምዝዛም ዝተመለሰት ኣርሰናል፥ ብድምር ውፅኢት 2 ን 1…

ኣርባ ምንጭ ከተማ ንመቐለ 70 እንደርታ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባ ምንጭ ከተማ ንመቐለ 70 እንደርታ 2 ን 0 ስዒራ። ክልቲአን ጋንታታት ካብ ቀትሪ ሰዓት 10 ጀሚረን ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ፀወተአን ዘካየዳ እንትኾና÷ ኣርባ ምንጭ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኣብዱል ራህማንን ኣሸናፊ ፊዳን ኣመዝጊቦምወን። ፀወታ…

ኤቨርተን ምስ ማንቼስተር ሲቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 35 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜድኣ ወፃኢ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኤቨርተን ክትገጥም ኢያ። ሎሚ ምሸት ሓዊሱ ክልተ ፀወታታት ኣብ ኢዳ ተሪፍዋ ዘላ ማንቼስተር ሲቲ ምሰ ኣርሰናል ዘጋጠማ ናይ 6 ነጥቢ ፍልልይ ንምፅባብ ናብ ሜዳ ክትኣትው እያ። ኣብ ቀፃሊ ዓመተ ውድድር መድረኽ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ንሊቨርፑል ብምስዓር ተሳትፎ ሻምፒየንስ ሊግ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35ን ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ንሊቨርፑል 3 ን 2 ስዒራ፡፡ ካብ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ማቲያስ ኩኛ፣ ቤንያሚን ሼሽኮን ኮቢ ማይኖን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ንሊቨርፑል ክብ ስዕረት ዘየድሐና…