ስፓርት

ስፓርት

ቼልሲን ማንቼስተር ዩናይትድን ተጋጠምተን ብመስዓር ዓወት ኣመዝጊበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ቼልሲን ማንቼስተር ዩናይትድን ተጋጠምተን ብመስዓር ዓወት ኣመዝጊበን፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10፡30 ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንኣስቶንቪላ ዘተኣናገደት ጋንታ ቼልሲ÷ ብኒኮላስ ጃክሰን፣ ኤንዞ ፈርናንዴዝን ኮል ፓልመርን 3 ን 0 ተዓዊታ፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተገበረ ካሊእ ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ንኤቨርተን 4 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ስዒራታ፡፡ ጆሽዋ ዚርኬዜ (ክልተ)ን ማርከስ ራሽፎርድ(ክልተ) ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ ኣብ ስታዲየም ቶትንሃም…
Read More...

ወላይታ ድቻን ሃዋሳ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 9ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻን ሃዋሳ ከተማን 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብስራት በቀለ ብዘመዝገባ ሸቶ ወላይታ ድቻ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር ኣብ መወዳእታ ሰዓት ሃዋሳ ከተማ ብዘመዝገበታ ሸቶ ነጥቢ ተማቒላ…

ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት ደረሳ ገለታ 2ይ ደረጃ ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቫሌንሺያ ብደቂ ተባዕትዮ ደረሳ ገለታ ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡ ኬንያዊ ኣትሌት ሴባስቲያን ሳዌ ኣብቲ ውድድር ዝተዓወተ እንትኸውን÷ ካሊእ ኬንያዊ ኣትሌት ዳኒኤል ማቴኮ ሳልሳይ ወፂኡ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣትሌት ጪምዴሳ ደበሌ 6ይን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተዓዋቲ እቲ ውድድር…

ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት መገርቱ ኣለሙ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቫሌንሺያ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መገርቱ ኣለሙ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ውድድራ ንምዝዛም 2 ሰዓት 16 ደቒቕን 49 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ዛዚማ፡፡ ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጥሩዬ መስፍን ሳልሰይቲ እንትትወፅእ፥ ኡጋንዳዊት ኣትሌት ስቴላ ቼሳንድ ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ፡፡

ኣብ ለንደን ደርቢ ዌስታም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ሃንቀውታ ስሒቡ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 13 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ አንግሊዝ ኣብ ለንደን ደርቢ ዌስታም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ሃንቀውታ ስሒቡ ኣሎ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 2፡30 ኣብ ስታዲየም ለንደን ክካየድ ኢዩ። ብራዚላዊው ተኸላኻላይ ጋብረኤል ማጋሌሽ ብምኽኒያት ጉድኣት መስላፉ ከምዘጠራጥር ኣሰልጣኒ…

ሊቨርፑል ኣብ ውድድራት ቻምፒየንስ ሊግን ፕሪሚየር ሊግን ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ይመርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ሰዓት 5፡00 ለይቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ሪያል ማድሪድ 2 ን 0 ተዓዊቱ። ንጋንታ ሊቨርፑል ማክ ኣሊስተርን ኮዲ ጋክፖን ነተን ሸቶታት ንሕድሕዶም ኣቑፂረሙወን። ጋንታ ሊቨርፑል ክሳብ ሐዚ ኣብ ዘካየድዎ ፀወታታት ቻምፒየንስ 15 ነጥቢ ብምውህላል ኣብ ቅድሚት ተሰሪዖም…

ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሊቨርፑል ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ልዑል ትፀቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም እንትካየዱ ሊቨርፑልን ሪያል ማድሪድን ኣብ ኣንፊልድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ሰርቢያዊት ጋንታ ሬድ ስታር ቤልግሬድ ምስ ጀርመናዊት ጋንታ ስቱትጋርት ከምኡ እውን ኦትስሪያዊት ስትሩም ግራዝ ምስ ስፔናዊት ጋንታ ዢሮና…