ስፓርት

ስፓርት

ኔዘርላንድስ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔዘርላንድስ(ሆላንድ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ። ኔዘርላንድስ ምስ ሮማንያ ኣብ ስታዲያም ኣሊያንዝ ኣሬና ሰዓት 1 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ምሸት ሰዓት 4 ድማ ኦስትሪያ ምስ ቱርኪ ኣብ ስታዲያም ሬድቡል ኣሬና ከምዝጋጠመ እቲ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ የረድእ።
Read More...

ሎሚመዓልቲ ኣብ ዝካየዱ ፀወታታት ኣውዲቅኻ ምሕላፍ ልዑል ትፅቢት ዝግበረሎም ግጥማት ክካየዱ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ምሸት ኣብ ዝካየድ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ኣብቶም ሎሚመዓልቲ  ዝካየዱ ፀወታታት ኣውዲቅኻ ምሕላፍ ልዑል ትፅቢት ዝግበረሎም ክልተ ግጥማት ክካየዱ እዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ዝካየድ ፀወታ ፈረንሳይ ምስ ቤልጅየም ክትጋጠም ኢያ። ምሸት ሰዓት 4 ኣብ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማን 3 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማን 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ናይ ፅዋዕ ንሕንሓ ኣጠናኺራ፡፡ መቻል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሽመልስ በቀለ፣ ኣህመድ ረሺድ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)ን በረከት ደስታን ኣመዝጊቦምወን፡፡

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ወልቂጤ ከተማን ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ወልቂጤ ከተማን ተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን። ኣብ መበል 29 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9፡00 ክልተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡ ብመሰረት እዚ ድማ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንሻሸመኔ ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር መሪሕነታ…

“መቻል ን ኢትዮጵያ” ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"መቻል ን ኢትዮጵያ" ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉያ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ጋንታ ስፖርት መቻል ምኽኒያት ብምግባር ኢዩ ክካየድ። መበገሲን መብሕን መስቀል ኣደባባይ ኣብ ዝገብር እቲ ውድድር ብዙሓት ከምዝሳተፉ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣትሌታት፣ ናይ መቻል…

ንልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍልጦን ሽልማትን ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ግዮን ሆቴል ኣፍልጦን ሽልማትን ይወሃብ ኣሎ። ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ኣብ ዝተኻየደ 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝተኻፈለ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ÷ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትበፅሕ ኣቀባብላ ከምዝተገበረሉ ይፍለጥ፡፡ ሎሚ…