ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ንሓዱሽ ዝተመስረተ መንግስቲ መደመር ናይ እንቋዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ፡፡
እቲ ሕብረት ኣብ መልእኽቱ ሓዱሽ መንግስቲ መደመር ንህዝቢ ኢትዮጵያ ንምግልጋልን ነታ ሃገር ሰላማዊ፣ ዝተረጋግዐትን ዝለማዕትን መሰረት ንምንፃፍ ኣብ ዝገብሮ ፃዕሪ ዓወት ተመኒዩሉ።