መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 3 ሓምለ ጀሚሩ ናብ ሚዛን ኣማን ቅድመ ምረቓ በረራ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 3 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ቅድመ ምረቓ በረራ ከምዝገብር ኣፍሊጡ።

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ ውሽጢ ሃገር በረራኡ እናስፍሐ ዝርከብ እንትኾን ኣብ ቀረባ እዋን እውን ናብ ከተማ ደብረ ማርቆስ ቅድመ ምረቓ በረራ ምጅማሩ ይዝከር።

Comments (0)
Add Comment