ርእሰ ምምሕዳር ኣሻድሊ ሓሰን ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰን ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ እቲ ክልል ብሓላፍነት ንዝሰርሑ ሹመታት ሂቦም።

ብመሰረት እዚ፡–

1. ኣይተ ኣስር ኢብራሂም – ሓላፊ ቢሮ ንግድን ልምዓት ዕዳጋን

2. ኣይተ ኣልጀሊ ሙሳ – ዋና ዳይሬክተር ሚዲያ

3. ኣይተ ብርሀኑ ኣየሁ – ኣማኻሪ ሕጊ ርእሰ ምምሕዳር

4. ኣይተ በቀለ ኣንበሳ – ኣማኻሪ ኢኮኖሚ ርእሰ ምምሕዳር  

5. ኣይተ ኣስማማው ኣብሾክ – ምክትል ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ

6. ኣይተ  ኣብዱልከሪም ሙሳ – ምክትል ሓላፊ ቢሮ ግብርናን ዓውዲ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን

7. ኣይተ  ሉቁማን ኣብዱልቃድር – በዓል መዚ ሃፍቲ ደኒ እቲ ከባቢን ክሌማዊ ለውጢን

8. ኣይተ ሁሴን ሓሰን – ምክትል ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን

9. ኣይተ ኣህመድ ሙሳ – ምክትል ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ኣሶሳ ብምዃን ከምዝተሾሙ ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment