ሰሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 28፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 7ይ ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኽቡሉ ምክያድ ጀሚሩ።

ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ ካቢኔኦም ሕፁያት ኣባላት ንቤት ምኽሪ ኣቕሪቦም።

ብመላኩ ገድፍ

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment