ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ኣብቲ ጉባኤ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንዝቐርቡለን ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህባ ኢየን፡፡
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብልት ትፅቢት ኣሎ፡፡