ስፓርት

ስፓርት

ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኒውካስል ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ከተማ ኒውካስል ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዓዊቱ። ኣትሌት ታምራት ቶላ ነቲ ርሕቐት 59 ደቒቕን 58 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ወፂኡ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሙክታር እድሪስ ድማ 1 ሰዓት 01 ደቒቕን 20 ሰከንድን ብምዝዛም 3ይ ደረጃ ሒዙ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
Read More...

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ግብፂ መዘናኣ ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ግብፂ መዘናኣ ሎሚ ምሸት ክትፃወት ኢያ። ኣቐዲማ ካብ ተሳትፎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ወፃእ ምዃና ዘረጋገፀት እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ መርሃ ግብሪ ንምምላእ ቅድሚ መዓልቲታት ናብ ካይሮ ምእታዋ ይዝከር፡፡ ግዚያዊ ኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊት ጋንታ ዳንኤል ገብረማሪያም ቅድሚ እቲ…

ዋልያታት መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምግባር ናብ ካይሮ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ምስ ግብፂ መዘነኦም መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምግባር ናብ ካይሮ ኣትዮም፡፡ ተፃወትቲን ኣመራርሓን እታ ሃገራዊት ጋንታ ዝሓዘ ልኡኽ ናይ ሰነስተ ሰዓታት በረራ ድሕሪ ምግባር ናብ ከተማ ካይሮ ብሰላም ምእታዉ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…

ኣትሌት ለተሰንበት 4ይ ቅልጡፍ ሰዓት 5 ሺሕ ሜትሮ ኣመዝጊባ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሺሕ ሜትሮ ናይ ዓለም 4ይ ቅልጡፍ ሰዓት ኣመዝጊባ። ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ በርሊን ኮንቲነንታል ቱር ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ሪከርድ ክተሰብር ኣይትኽኣል እምበር÷ 14 ደቒቕን 08 ሰከንድን ብምእታው ኢያ 4ይ ቅልጡፍ ሰዓት ክተመዝግብ ክኢላ። ኣብ ውድድር ጉያ ደቂ…

ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ስነ ስርዓት ሽልማት ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ስነ ስርዓት ሽልማትን ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሽልማትን ኣፍልጦን ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ከምኡ እውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ቤተሰብ ስፖርትን ተረኺቦም። #Ethiopia…

ምድብ ድልድል ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ዩሮፓ ሊግ ውድድር ዘበን 2023/24 ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣብ ምድብ ሓደ፦ ጋንታታት ዌስተሃም፣ ኦሎሚፓከስ፣ ፍሪበርግን ባካ ቶፖላን፤ ኣብ ምድብ ክልተ፦ ኣያክስ፣ ማርሴ፣ ብራይተንን ኣቴንስን ኣብ ምድብ ሰለስተ፦ ሬንጀርስ፣ ሪያል ቤቲስ፣ ስፓርታ ብራግን ኣሪስ ሊማሶልን ኣብ ምድብ…

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ከምትካፈል ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 5 ሕዳር 2023 ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ኒውዮርክ ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮን ፍርቂ ማራቶንን ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ከምትካፈል ተገሊፁ። ኣትሌት ለተሰንበት ኣብ ዝሓፈ ዓመት ኣብ ቫሌንሲያ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን 2 ሰዓት 16 ደቒቕን 49 ሰከንድን ብምእታው ኣብ ታሪኽ…