ስፓርት
ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም።
ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ፥ ኣርሰናል ምስ ባየር ሙኒክ ከምኡወን ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ፀወተአን ከምዘካይዳ እቲ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ የረድእ።
ልዑል ነጥቢ ብምውህላል መራሕቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዘለዉ ኣርሴናል፥ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ምስ ባየር ሙኒክ ኣብ ኢምሬትስ ዝገብርዎ ፀወታ ለዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።
ክልቲኦም ጋንታታት ቅድመ ሐዚ ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ተራኺቦም ኣብ ዝገበርዎ ፀወታ፥…
Read More...
ማንቸስተር ዩናይትድን ሊቨርፑልን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንቸስተር ዩናይትድን ሊቨርፑልን ዝገበረኦ ፀወታ ጨዋታ 2 ን 2 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡
ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ኣብ ሜዳኣ ዝተፃወተት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ብሩኖ ፈርናንዴዝን ኮቢ ማይኑን ሸቶታት እንተመዝግቡ÷ ንሊቨርፑል…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳዕና ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ዝተኻደ መበል 20 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳዕና ንኣዳማ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10፡00 ኣብ ዝተኻደ ፀወታ ንሃድያ ሆሳእና ዳዋ ሁጤሳ 45+6 ደቕ ከምኡ እውን ብሩክ ማርቆስ ኣብ መበል 84 ደቒቕ ሸቶታት ኣመዝጊቦም።
ብሕታዊት ሸቶ…
ኣብ ማራቶን ፓሪስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓሪስ ብዝተኻደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡
መስታወት ፍቅር 02:20፡ 45 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ እንትትዕወት፤ ብተመሳሳሊ ብደቂ ተባዕትዮ ሙሉጌታ ኡማ 02፡05፡33 ብምእታው ኣብቲ ውድድር ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ፡፡
ኣትሌት እናት ጥሩ ሰው…
ደቡብ አፍሪካዊ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ናይ መኪና ስርቂ ብዝፍፅሙ ገበነኛታት ከምዝተቐተለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃታይ ክፍሊ ምክልኻል ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካን ጋንታ ካይዘርን ዝኾነ ሉክ ፍሉርስ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ናይ መኪና ስርቂ ብዝፍፅሙ ገበነኛታት ከምዝተቐተለ ተገሊፁ።
ጋንትኡ ከምዝሓረቶ÷ ወዲ 24 ዓመት ተኻኻላይ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ሆንዲው ኣብ ዝተብሃለ ሰፈር መኪናኡ ንምምላእ እናተፀበየ ኣብ ዝነበረሉ እዋን…
ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ቼልሲ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ዝገበረኦ ፀወታ 4 ን 3 ብዝኾነ ውፅኢት ቼልሲ ተዓዊታ።
ኣብ መበል 30 ሰሙን ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ምሸት 4፡15 ዝተራኸባ እንትኾና÷ ቼልሲ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ብዘመዝገበትን ክልተ ሸቶታት 4 ን 3 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡
ቼልሲ ንኽትዕወት…
ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፈት ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ዘኽእልስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ከቲሙ።
ኣብቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱኳን ኣያኖን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ኣይተ ኢያሱ ወሰንን ክታሞም ከምዘንበርሉ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ…