ስፓርት

ስፓርት

ሲዳማ ቡና ንመቻል ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንመቻል 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ቀተወሪ ሰዓት 7፡00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ሲዳማ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያሬድ ባየህ ብፍፁም ቅፅዓትን ብፀወታን 2 ሸቶታት እንተመዝግብ፤ ብሕታዊት መቻል ኮሊያን ኮፊ ኣብዝጊቡዋ። መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል ሰዓት 10፡00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ፋሲል ከነማን ዘራኽብ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ከምኡ እውን ኣብ ስታዲየም…
Read More...

ቼልሲ ምስ ባርሴሎና ዝገብርዎ ትፅቢት ዝገበረሉ ፀወታ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓምሻይ ዙር መርሃ ግብሪ ሊግ ሻምፒየንስ ኣውሮፓ ቼልሲ ምስ ባርሴሎና ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ። እቲ ፀወታ ሎሚ ሰዓት 5፡00 ምሸት ዝጅምር እንትኸውን፥ ክልቲኦም ጋንታታት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ሊጋታቶም ዝገበርዎ ፀወታታት ብምስዓር ካብ ዓወት ምላሽ ዝገብርዎ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ኢዩ። ኣብ ራብዓይ ዙር…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን …

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን ሎሚ ምሸት ክራኸባ ኢየን። ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ሕድሕድ ካብ ዝገበረኦ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት፤ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣርባዕተ ግዘ እንትትስዕር፥ ኣብ ሓደ ፀወታ ማዕረ ተፈላሊየን። ናይ ክልቲአን ጋንታታት ፀወታ ምሸት…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሲፒ (ዶ/ር) ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሲፒ (ዶ/ር) ኣብ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካን ኢትዮጵያ ኣብቲ ምዕባለ ዝህልዋ ግደን ዝጠመተ ውፅኢታዊ ዘተ ኣካይድና ኢሎም።…

ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም 10 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጒያ ኣብ ጎደና ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያውያን ሓዊሱ ኣትሌታት ኬንያን ዩጋንዳን ተሳቲፎም። ካብ 25 ሃገራት ዝተውፃፅኡ ልዕሊ 250 ተሳተፍቲ ሓዊሱ 55 ሺሕ ሰባት ተሳቲፎም። ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም 10 ኪሎ ሜትሮ…

ቼልሲ ንበርንሌይ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ናብ ተርፍሙር ብምምራሕ ንበርንሌይ 2 ን 0 ስዒራ፡፡ ቼልሲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፔድሮ ኔቶን ኤንዞ ፈርናንዴዝን ኣመዝጊቦምወን፡፡ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል፤ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ምሸት ሰዓት 12 ሊቨርፑል ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት፣ ወልቭስ ምስ ክሪስታል…

ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ወርቂ መዳሊያ ዓቲራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ብስክሌት ኣፍሪካ መበል ካልኣይ ወርቂ መዳሊያ ዓቲራ። 64 ነጥቢ 5 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ  ውድድር ሰገናት ብደቂ ኣኒስቲዮ ፅጌ ካሕሳይ ኣብቲ ውድድር ቀዳመይቲ ኮይና። ፅጌ ካሕሳይ ትማሊ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ፈተነ ውልቀ ሰዓት ሜረዳሊያ ወርቂ ምዕታራ የዝከር። ቅሳነት ግርማይ ሳልሳይ፣…