Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣርሰናል ምስ ኣስቶን ቪላ … ሃንቀውታ ዝግበረሉ ፀወታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሽዱሽተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡ ኣስቶንቪላ ኣብ ኩሎም ዝሓለፉ 11 ፀወታታት ክትዕወት ምኽኣላ ስዒቡ ንመሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ከባድ ተጋጣሚት ከምትኸውን ትፅቢት ይግበር፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ሃብ ዝገበረኦም ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት ኣስቶን ቪላ ሰለስረ ግዘ ብምስዓር ፀብለልታ ዘለዋ እንትትከውን፥ ኣርሰናል ሓንቲ ስዒራ ኣብ ሓደ ፀወታ ድማ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ናይ ክልቲአን ጋንታታት ፀወታ ምሸት ሰዓት 5፡15…
Read More...

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ኣብ ምድብ ሓደ ኣሰናዳኢት ሃገር ሞሮኮ ምስ ከዛምቢያ ከምኡ እውን ኮሞሮስ ምስ ማሊ ምሸት ሰዓት 4 ፀወታአን ክገብራ ኢየን። ነቲ ምድብ ሞሮኮ ብኣርባዕተ ነጥቢ እናመርሐት እንትትከውን ማሊን…

ሴኔጋልን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣብ ምድብ-4 ዝርከባ ሴኔጋልን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተገበረ ካልኣይ ፀወታ ምድብ፤ ሳዲዮ ማኔ ንሴኔጋል ከምኡ እውን ሴድሪክ ባካምቡ ንዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ ካልኣይ ፀወታ ምድብ…

ኣርሰናል ንብራይተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንብራይተን 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ማርቲን ኦዴጋርድን ሩተር (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶን) ኣመዝጊቦምወን፡፡ ንብራይተን ካብ ስዕረት ዘየድሐነተ ብሕታዊት ሸቶ ዴጎ ጎሜዝ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብ ካሊእ…

ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ንደቡብ ኣፍሪካ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ግብፂ ንደቡብ ኣፍሪካ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ግብፂ መሓመድ ሳላህ ብፍፂም ቅላዕ ብዘመዝገባ ሸቶ ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ። ኣብቲ ፀወታ፤ ግብፃዊ ተፃዋቲ መሓመድ ሃኒ ብክልተ ብጫ ካብ ሜዳ ተገሊፊ…

ኣንጎላን ዚምባቡዌን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ካልኣይ ፀወታ ምድብ ሎሚ መዓልቲ ዝተኻየደ  እንኸውን፤ ቀትሪ ሰዓት 9 ዝተራኸባ ኣንጎላን ዚምባቡዌን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅት ተፈላሊየን። ጄልሰን ዳላ ንኣጎላ ከምኡ እውን ኖሌጅ ሙሶና ንዚምባቡዌ ሸቶታት ኣመዝጊቦም። ፀወታ ቀፂሉ እንትካየድ፤ ኣብዚ ሕዚ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ዝሓለፉ ክልተ ተኸታተልቲ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ክትዕወታ ዘይከኣላ ክልቲአን ጋንታታት ናብ ዓወት ንምምላስ ሎሚ ምሸት ሰዓት 5 ኣብ ኦልድትራፎርድ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ክልቲአን ጋንታታት…