ስፓርት

ስፓርት

ፅባሕ ቀዳም ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታታት ሓምሻይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ። ኣብ ናይ ፅባሕ መርሃ ግብሪ  ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ብኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ዝምራሕ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሓዱሽ ውድድር ዘበን 2024/25 ዝሓሸ ግዘ ኣየሕልፍን ዘሎ። ዩናይትድ ኣብዚ ውድድር ዓመት ኣብቲ ሊግ ኣብ ዝገበሮም ኣርባዕተ ፀወታታት ከልተ ተሳዒሩ፣ ሓደ ተዓዊቱ ሓደ ድማ ማዕረ ብምውፃእ ክሳብ ሐዚ 4 ነጥቢ ጥራሕ ኣዋህሊሉ ኣሎ። ብኣሰልጣኒ ኢንዞ…
Read More...

ሰለስተ ኢትዮጵያውያን 5 ሽሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ናብ ፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 20 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍፃመ ሓሊፈን። በቲ ርሕቀት ዝተወከሉ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ መዲና ዒሳን ፋንታየ በላይነን ናብ ፍፃመ ዝበፅሓ እንትኾና፤ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ድማ ናብ ፍፃመ ክትሓልፍ ኣይከኣለን። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኢትዮጵያ ብ3ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳልያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብ3ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ብሲምቦ ኣለማየሁ ኣቢላ ሜዳልያ ነሓስ ረኺባ፡፡ ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ Website www.fanamc.com/tigrigna Facebook FBC Tigrigna YouTube…

ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ታሪኻ ልዑል ኣታዊ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝተዛዘመ ዓመተ ውድድር 666 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ ኣታዊ ምርካባ ዕላዊ ገይራ፡፡ ኣብ ቅልውላው ውፅኢት ትርከብ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ታሪኻ ልዑል ኣታዊ ከምዝረኸበት ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ ንሓሽተ ዓመታት ካብ ማልያ ስፖንሰር ምስ ዝኾነ ስናፕድራገን ዝገበሮ ስምምዕነት እታ ጋንታ ልዑል…

ድሕሪ 10 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም መድረኽ ተፀዋዒ ክኸውን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ድሕሪ 10 ዓመት ኣብ መድረኻት ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካን ዓለምን ስሙይ ሃገራት ጋንታ ክህልዋ ኢዩ ኢሎም፡፡ በቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተፅሓፈ መፅሓፍ 'የመደመር መንግስት' ንንባብ በቒዑ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ…

ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘበነ ውድድር 2025/26 ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ብዝግበሩ ፀወታታት ክጅመር ኢዩ፡፡ ብዱሽ ቅርፂ ውድድር ምክያድ ካብ ዝጅምር ኣብ 2ይ ዓመቱ ዝሓዘ እቲ ውድድር 36 ጋንታታት ክሳተፋ ኢየን፡፡ ሊቨርፑል፣ ኣርሰናል፣ ማንቼስተር ሲቲ፣ ቼልሲን ኒውካስትል ዩናይትድን ከምኡ እውን ተዓዋቲት ዩሮፓ ሊግ ዝኾነት…

ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሐንኩሎ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ቤሚሽ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሐንኩሎ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ጆርጅ ቤሚሽ ተዓዊቲ መዳሊያ ወርቂ ኮይኑ። ሞሮካዊ ኣትሌት ሶፊያን ኤልባካሊ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ዝዛዘመ እንትኸውን፥ ኬንያዊ ኣትሌት ኣድመንድ ሴሪም ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም። ኢትዮጵያዊያን ኣትሌቶች ሳሙኤል ፍሬው መበል ራብዓይ፣ ለሜቻ ግርማ…