Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ድሬዳዋ ከተማን ፋሲል ከነማ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ድሬዳዋ ከተማን ፋሲል ከነማን ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ብዘይሸቶ 0 ን 0 ተፈላሊየን፡፡ ኣብቲ ስታዲየም ፀወታ እቲ ሊግ እንትቕፅል ካብ ሰዓት 12 ጀሚረን መቻል ምስ ምድረ ገነት ሽረ እናተፃወታ ይርከባ፡፡ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣርባ ምንጭ ከተማ ንሸገር ከተማ 2 ን 1 ስዒራታ፡፡ ኣብቲ…
Read More...

ኢንዞ ፈርናንዴዝ ብዝሃቦ ርኢቶ ካብ ጉጅለ ፀወታ ቼልሲ ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዞ ፈርናንዴዝ ብዝሃቦ ርኢቶ ካብ ጉጅለ ፀወታ ቼልሲ ወፃእ ኮይኑ፡፡ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ካብ ጉጅለ እታ ጋንታ ዝተነከየ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝሃቦ ርኢቶ ከምዝኾነ ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ሊያም ሮሴኒየር ገሊፆም፡፡ በዚ ድማ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ፅባሕ ካብ ዝካየድ ፀወታ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ምስ ማንቼስተር ሲቲ ካብ…

ጋና ንኣሰጣኒ ኦቶ አዶን ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ኦቶ ኣዶ ተሰናቢቱ፡፡ ጋና ትማሊ ምሸት ምስ ጀርመን ኣብ ዝገበረቶ ናይ ምሕዝነት ፀወታ 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታታተልቲ ፀወታታት ምስዓራ ንምስንባት እቲ ኣሰልጣኒ ምኽንያት ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 2ይ ዙር ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክተካይድ ኢያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2027 ፅዋዕ ኣፍሪካ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናይ መልሲ ፀወታኣ ምስ ሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን ክትገብር ኢያ፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ሞሮኮ ብምምራሕ ዝገበረቶ ቀዳማይ ዙር ፀወታ 3 ን 0 ምስዓራ ይዝከር፡፡ ናይ ሎሚ መዓልቲ ብዕፁው ከምዝካየድ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እፍሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ውሳነ…

ብቶተንሃም ሆትስፐር እናተደለየ ዝርከብ ኣሰልጣኒ ሮቤርቶ ዲዘርቢ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለብ ሰሜን ለንደን ቶተንሃም ጣሊያናዊ ኣሰልጣኒ ሮቤርቶ ዲዘርቢ ንምፍራም ድሌታ ኣለዋ። ትማሊ ንኣሰልጣኒኣ ኢጎር ቱዶር ዘባረረት ቶተንሃም ሆትስፐር ሮቤርቶ ዲዘርቢ ብቀዋሚነት ጉጅለ ኣሰልጣኒኣ ገይራ ክትቀፅር ከምትደሊ ተሓቢሩ፡፡ ኢጎር ቱዶር ኣብ ሰሜን ለንደን ናይ 44 መዓልታት ድኹም ውፅኢት ብምግንዛብ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፀወታ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን 3 ን 0 ስዒራ። ኣብ ሞሮኮ ስታዲየም ኤል ኣብዲ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ዋልያታት ዝተዓወቱለን ሸቶታት ኣቤል ያለው (2)ን ከነኣን ማርክነህን ኣመዝጊቦምወን። ናይ መልሲ ፀወታ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ ምሸት ምስ ሳኦቶሜን ፕሪንሲፔ ቀዳማይ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ፡፡ ንሳኦቶሜ ዝገጥም ኣሰላልፋ ዋልያታት ዕላዊ ተገይሩ ኣሎ። በዚ ድማ ኣቡበከር ኑራ፣ ኣለምብርሃን ይግዛው፣ ራምኬል ጀምስ፣ ያሬድ ባዬ፣ ያሬድ ካሳዬ፣ ወገኔ ገዛሀኝ፣ ከነኣን…