ስፓርት

ስፓርት

ባህር ዳር ከተማ ንመቻል ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ግብር ባህርዳር ከተማ ንመቻል 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ባህርዳር ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፍቅረሚካኤል ኣለሙን ግርማ ዲሳሳን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊት ሸቶ መቻል ድማ መሓመድ ኣበራ ኣመዝጊቡዋ። መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል ካብ ሰዓት 10 ጀሚሩ ፋሲል ከነማን ኢትዮጵያ ቡናን ኣብ ተመሳሳሊ ስታዲየም እናተፃወታ ይርከባ። ብተመሳሳሊ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ…
Read More...

ነገሌ ኣርሲ ንምድረ ገነት ሽረ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንምድረ ገነት ሽረ 1 ን 0 ስዒራ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትላ ሸቶ ከቤ ብዙነህ ኣመዝጊቡዋ። ፀወታ እቲ ሊግ ቀፂሉ እንትካየድ ኣብ ተመሳሳሊ ስታዲየም ቀትሪ ሰዓት 10 ወልዋሎ ዓዲግራት…

ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ሊቨርፑል ዘካይደኦ ፀወታ ልዑል ሃንቀውታ ፈጢሩ ይርከብ። ነቲ ሊግ ብ48 ነጥቢ እናመርሑ ዝርከቡ መድፈዐኛታት ሎሚ ምሸት ሰዓት 5:00 ኣብ ሜዳኦም ኤምሬትስ ንሊቨርፑል ዘተኣናግዱሉ ፀወታ ብቤተሰብ ስፖርት ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ። ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት…

ኣሰልጣኒ ኣይኾነልክን ዝበላ ማንቼስተር ዩናይትድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ 13 ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግን ክልተ ፅዋዓት ሻምፒየንስ ሊግን ሓዊሱ ንኦልድትራፎርድ ብፅዋዕ ዘዕለቕለቑ ሰር ኣሌክስ ፈርጉሰን ብኽብሪ ምሰፋነወት ኣሰልጣኒ ክወፅአላ ኣይከኣለን፡፡ ኣብ ዩናይትድ 26 ዕዉታት ዓመታትን ዘሕለፉ ስኮትላንዳዊ ሰብ ምስልጣን የኣኽለኒ ብምባል ብኽብሪ ድሕሪ ምስንባቶም እታ ጋንታ…

ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ኣሰልጣኒ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ኣሰልጣኒ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋልያታት) ኮይኖም፡፡ ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ንክልተ ዓመት ብዝፀንሕ ውዕሊ ኣስልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተሾይሞም። እቶም ኣሰልጣኒ ቅድሚ ሕዚ ንትሕቲ 17 ዓመትን ንዋናን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምስልጣን ኣገልጊሎም ከምዝነበሩ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ንሩበን ኣሞሪም ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ ንኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ኣሰናቢታ፡፡ እታ ጋንታ ን14 ኣዋርሕ እናመርሑ ንዝነበሩ ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ምስንባታ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ብሩበን ኣሞሪም እናተመርሐት ኣብዚ ዓመተ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ 8 ፀወታታት ስዒራ 5 ስዕረት ዘተኣናገደት እንትትከውን፥ ሸውዓተ ማዕረ…

ማንቼስተር ዩናይትድን ሊድስ ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ መበል 20 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድን ሊድስ ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊዮም። ማቲያስ ኩንሃ ንማንቼሰተር ዩናይትድ፣ ኣሮንሰን ድማ ንሊድስ ዩናይትድ   ሸቶታት ኣቑፂሮም። ሰዓት 12  ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ክሪስታል ፓላስ፣ ቶተንሃም ሆትስፐር ምስ ሰንደርላንድ፣ ፉልሃም ምስ…