ስፓርት

ስፓርት

ሪያል ማድሪድ ምስ ባየርን ሙኒክ፤ ኣርሰናል ምስ ስፖርቲንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ሪያል ማድሪድ ምስ ባየርን ሙኒክ ከምኡ እውን ኣርሰናል ምስ ስፖርቲንግ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ 15 ግዘ ናይቲ መድረኽ ክብሪ ዝወነነት ሪያል ማድሪድ 6 ግዘ ናይቲ መድረኽ ምስ ዝተዓዋተት ባየርን ሙኒክ ዘራኽብ ፀወታት ልዑል ትኹረት ስሒቡቡ ይርከብ፡፡ ሪያል ማድሪድ ኣብ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ንእንግሊዛዊት ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ብድምር ውፅኢት 5 ን 1 ብምስዓር ናብ ርብዒ ፍፃመ ምሕላፋ ይዝከር፡፡…
Read More...

ማንቼስተር ሲቲ ንሊቨርፑል ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ማንቼስተር ሲቲ ንሊቨርፑል 4 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ስዒራ። ብኣሰልጣኒ ፔፕ ጓርዲዮላ ትምራሕ ጋንታ ሲቲ፤ ኣብ ሜዳኣ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ ንሊቨርፑል ብምስዓር  ናብ ፍርቂ ፍፃመ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። ኣብቲ ፀወታ ተፃታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ማንቼስተር ሲቲ ኤርሊንግ ሃላንድ 2 ሸቶ…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃድያ ሆሳእና 2 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃድያ ሆሳእና 2 ን 1 ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያብስራ ጎሳን ፉኣድ ኣብደላን አመዝጊቦም። ብሕታዊት ሸቶ ሃድያ ሆሳእና እውን ያብስራ ጎሳዬ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)…

ድሬዳዋ ከተማን ፋሲል ከነማ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ድሬዳዋ ከተማን ፋሲል ከነማን ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ብዘይሸቶ 0 ን 0 ተፈላሊየን፡፡ ኣብቲ ስታዲየም ፀወታ እቲ ሊግ እንትቕፅል ካብ ሰዓት 12 ጀሚረን መቻል ምስ…

ኢንዞ ፈርናንዴዝ ብዝሃቦ ርኢቶ ካብ ጉጅለ ፀወታ ቼልሲ ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዞ ፈርናንዴዝ ብዝሃቦ ርኢቶ ካብ ጉጅለ ፀወታ ቼልሲ ወፃእ ኮይኑ፡፡ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ካብ ጉጅለ እታ ጋንታ ዝተነከየ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝሃቦ ርኢቶ ከምዝኾነ ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ሊያም ሮሴኒየር ገሊፆም፡፡ በዚ ድማ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ፅባሕ ካብ ዝካየድ ፀወታ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ምስ ማንቼስተር ሲቲ ካብ…

ጋና ንኣሰጣኒ ኦቶ አዶን ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ኦቶ ኣዶ ተሰናቢቱ፡፡ ጋና ትማሊ ምሸት ምስ ጀርመን ኣብ ዝገበረቶ ናይ ምሕዝነት ፀወታ 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታታተልቲ ፀወታታት ምስዓራ ንምስንባት እቲ ኣሰልጣኒ ምኽንያት ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 2ይ ዙር ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክተካይድ ኢያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2027 ፅዋዕ ኣፍሪካ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናይ መልሲ ፀወታኣ ምስ ሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን ክትገብር ኢያ፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ሞሮኮ ብምምራሕ ዝገበረቶ ቀዳማይ ዙር ፀወታ 3 ን 0 ምስዓራ ይዝከር፡፡ ናይ ሎሚ መዓልቲ ብዕፁው ከምዝካየድ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እፍሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ውሳነ…