Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ክልተ ጋንታታት ቮሊቦል ኣብ ሻምፒዮና ጋንታታት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ቱኒዚያ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታታት ቮሊቦል ኣልኮልን ወላይታ ሶዶ ዩንቨርስቲን ኣብ ሻምፒዮና ጋንታታት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ቱኒዚያ ከምዘምረሓ ኮሚሽን ስፖርት ኣፍሊጡ። እተን ጋንታታት ብደቂ ኣኒስቲዮ እንትሳተፋ ንፈለማ እዋን ኢዩ ተባሂሉ። ሻምፒዮና ውድድር ጋንታታት አፍሪካ ዓለተ 2021 ኮንፌዴሬሽን ቮሊቦል ኣፍሪካ ከምዘዳለዎ ተገሊፁ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
Read More...

ናሳ ናብ ማርስ ሄሊኮፕተር ልኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንጂነራት ትካል ምርምር ጠፈር ኣሜሪካ (ናሳ) ንፈለማ እዋን ሄሊኮፕተር ናብ ማርስ ምልኣኹ ኣፍሊጡ። ኣብ ዙሪያ ምህዋር ክትትበርር ኢያ ዝተብሃለት እታ ሄሊኮፕተር፥ ብመጠን ኣዚያ ዝነኣሰት ከምዝኾነት ተገሊፁ፡፡ ኢንጂ ኒውቲ ዝተብሃለት እታ ሄሊኮፕተር፥ ካብ ፀፍሒ ማርስ ብሰለስተ ሜትሮ ብራኸ ክትበርር ኢያ ተባሂሉ፡፡…

ኣብ ፀወታ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሰበታ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብቲ ፀወታ ሱራፌል ኣወል ኣብ መበል 32 ደቒቕ ዘመዝገባ ሽቶ ጅማ ኣባ ጅፋር መሪሕ ኮይና ትንበር እምበር፥ ኦሲይ ማውሊ ድሕሪ ዕረፍቲ ብዘመዝገበን ሽቶታት ሰበታ ከተማ ተዓዊታ ክትወፅእ ክኢላ። እተን…

ተዓዋቲት ጋንታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ብር 1 ሚሊየን ሽልማት ክብርከተላ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተዓዋቲት ጋንታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ተሸላሚት ብር 1 ሚሊየን ከምትኸውን ኩባኒያ ኣክሲዮንቤት ኪንግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሃቦ መግለፂ፥ ኩለን ተሳተፍቲ ክለባት ከከም ደረጀአን ሽልማት ከምዝብርከተለንን ካልአይቲ ንዝወፅአት ጋንታ ብር 700 ሺሕ ከምኡ እውን 3ይቲ ንዝወፅአት 500 ሺሕ…

ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ድማ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ኣካቢት እቲ ቤት ምኽሪን ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ኮሚሽነት ኮሚሽን ስፖርት ኣይተ ኤልያስ ሽኩር፣ ምክትል ኮሚሽነር ኣይተ ዱቤ ጅሉን ሓዊሱ ሚኒስትራት፣ ኮሚሽነራት ስፖርት ክልልን ካልኦት ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ምምላስ ዕረፍቲ  ካልኣይ መዓልቱ ዝሓዘ ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢያ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ስዒራታ ዘላ፡፡ ብሕታዊት ሽቶ ድሬዳዋ ከነማ ዳንኤል ሃይሉ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ሎሚ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 6 ደረጃታት ኣመሓይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፊፋ ኣብ ዝውፀኦ ወርሓዊ ደረጃ ኩዕሾ እግሪ ሽዱሽተ ደረጃታት ኣመሓይሻ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ ዓለም ኣብ መበል 140 ከምዝተቐመጠት ፊፋ ኣፍሊጡ፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ካሜሮን ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ይፍለጥ፡፡ ቤይልጄይም፣ ፈረንሳይን…