ስፓርት

ስፓርት

ኣሰናል ንኒውካስልን ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ወሲዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 6ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣሰናል ንኒውካስል ኒውካስል ዩናይትድ 2 ን 1 ስዒራታ። ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ተቐይሩ ዝኣተወ ሚኬል ሜሪኖን ጋብሬል ማጋሌሽን ኣመዝጊቦምወን። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ Website www.fanamc.com/tigrigna Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡…
Read More...

ኢትዮጵያዊት ፅጌ ካሕሳይ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያዊት ፅጌ ካሕሳይ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ዓውዲ መናእሰይ ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይቲ ብምዃን ዛዚማ፡፡ እቲ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ብኣሰናዳእነት ሩዋንዳ እናተካየደ ይርከብ፡፡ ኢትዮጵያዊት ፅጌ ካሕሳይ 74 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ዓውዲ መናእሰይ ካብ…

ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ኣብ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሰሙን እቲ ሊግ ክፃወታ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕጫ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ሎሚ ተሳሊጡ። በዚ ድማ ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ኣብ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሰሙን ክካየድ እዩ። ብካሊእ ወገን ድማ ናይ ዓሚ ሰዓራይ ኢትዮጵያ መድን ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ምስ ኣዳማ ከተማ ክትገጥም ኢያ። እቲ ውድድር ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ፣ ኣዳማ፣…

ኦሊምፒክ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ጥቅምቲ ካልኣይ ኦሊምፒክ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ እቲ ውድድር ዕድሚኦም ካብ 14 ክሳብ 17 ዓመት ዝኾኑ ሰገናት ክሳተፉ እዮም፡፡…

ማዱኬ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃቲ ክፍሊ መስመር ጋንታ ኣርሰናል ኖኒ ማዱኬ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኽንያት ንክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ተፃዋቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ሓደ ማዕረ ኣብ ዝተፈላለያሉ 5ይ ሰሙን ፀወታ እቲ ሊግ ናይ ብርኪ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡ ወዲ 23 ዓመት ተፃዋቲ…

ብውፃእ ውረድ ዝተረኸበ ልዑል ክብሪ – ኦስማን ዴምቤሌ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦስማን ዴምቤሌ ድሕሪ ብዙሕ ውፃእ ውረድ ዳግም ክብ ኣብ ዝበለሉ ፓሪስ ተዓዋቲ ሽልማት ባሎንዶር 2025 ብምዃን ወርቂ ኩዕሾ ናይ ውልቁ ገይሩ። ዴምቤሌ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1997 ኣብ ሰሜን ምዕራብ ፈረንሳይ ግዝኣት ኖርማንዲ ከተማ ኢቭሪው ኣብ ትርከብ ላ ማዴሊን መንደር ተወለደ። ብዛዕባ እቲ ተፃዋቲ ዝትርኽ…

ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ኣብ ዝተኻየደ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝተሳተፈ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ፤ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፣ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ…