ስፓርት
ኣስቶንቪላ ንኖቲንግሃም ፎረስት ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ ንኖቲንግሃም ፎረስት 3 ን 1 ስዒራ፡፡
ቀት ሰዓት 9፡30 ኣብ ዘተኻየደ ፀወታ ኦሌ ዋትኪንስን ጆን ማክ ጊን (ክልተ)ንኣስቶንቪላ ሸቶታት እንተመዝግቡ፤ ሞርጋን ጊብስ ዋይት ብሕታዊ ሸቶ ኖቲንግሃም ፎረስትን ኣመዝጊቡዋ።
እቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ኣስቶንቪላ ነጥባ ናብ 42 ክብ ብምባል ናብ ካልኣይ ደረጃ ክትዓቢ ክኢላ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ…
Read More...
ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሰንደርላንድ ምሸት ሰዓት 5፡00 ክጋጠሙ ኢዮም።
ኣብቲ ሊግ መበል ካልኣይ ደረጃ ዘሎ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል ዘለዎ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምፅባብ ብርቱዕ ንሕንሕ ክገብር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…
ማርቲን ኦዴጋርድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ናይ ምስላፍ ዕድል ተኸሊኡ ኣብ ኣርሰናል መን ምዃኑ ኩሉ ክርኢ ብምግባር ወሳኒ ተፃዋቲ ክኸውን ዝኸኣለ ኮኸብ ኢዩ ማርቲን ኦዴጋርድ፡፡
ኣብ ሃገሩ ኖርዌይ 4ይ ብርኪ ውድድር ኣብ ትፃወት ጋንታ ህይወት ኩዕሾ እግሪ ዝጀመረ ኦዴጋርድ ንሪያል ማድሪድ ናይ ምጨዋት ዕድል ረኺቡ ከምዝነበረ…
ኣርሰናል ምስ ኣስቶን ቪላ … ሃንቀውታ ዝግበረሉ ፀወታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሽዱሽተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡
ኣስቶንቪላ ኣብ ኩሎም ዝሓለፉ 11 ፀወታታት ክትዕወት ምኽኣላ ስዒቡ ንመሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ከባድ ተጋጣሚት ከምትኸውን ትፅቢት ይግበር፡፡
ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ሃብ ዝገበረኦም ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት ኣስቶን…
ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡
ኣብ ምድብ ሓደ ኣሰናዳኢት ሃገር ሞሮኮ ምስ ከዛምቢያ ከምኡ እውን ኮሞሮስ ምስ ማሊ ምሸት ሰዓት 4 ፀወታአን ክገብራ ኢየን።
ነቲ ምድብ ሞሮኮ ብኣርባዕተ ነጥቢ እናመርሐት እንትትከውን ማሊን…
ሴኔጋልን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣብ ምድብ-4 ዝርከባ ሴኔጋልን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተገበረ ካልኣይ ፀወታ ምድብ፤ ሳዲዮ ማኔ ንሴኔጋል ከምኡ እውን ሴድሪክ ባካምቡ ንዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡
ካልኣይ ፀወታ ምድብ…
ኣርሰናል ንብራይተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንብራይተን 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡
ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ማርቲን ኦዴጋርድን ሩተር (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶን) ኣመዝጊቦምወን፡፡
ንብራይተን ካብ ስዕረት ዘየድሐነተ ብሕታዊት ሸቶ ዴጎ ጎሜዝ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ኣብ ካሊእ…