ስፓርት

ስፓርት

ኢትዮጵያ ብ3ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳልያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብ3ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ብሲምቦ ኣለማየሁ ኣቢላ ሜዳልያ ነሓስ ረኺባ፡፡ ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ Website www.fanamc.com/tigrigna Facebook FBC Tigrigna YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡ ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!
Read More...

ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ታሪኻ ልዑል ኣታዊ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝተዛዘመ ዓመተ ውድድር 666 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ ኣታዊ ምርካባ ዕላዊ ገይራ፡፡ ኣብ ቅልውላው ውፅኢት ትርከብ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ታሪኻ ልዑል ኣታዊ ከምዝረኸበት ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ ንሓሽተ ዓመታት ካብ ማልያ ስፖንሰር ምስ ዝኾነ ስናፕድራገን ዝገበሮ ስምምዕነት እታ ጋንታ ልዑል…

ድሕሪ 10 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም መድረኽ ተፀዋዒ ክኸውን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ድሕሪ 10 ዓመት ኣብ መድረኻት ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካን ዓለምን ስሙይ ሃገራት ጋንታ ክህልዋ ኢዩ ኢሎም፡፡ በቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተፅሓፈ መፅሓፍ 'የመደመር መንግስት' ንንባብ በቒዑ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ…

ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘበነ ውድድር 2025/26 ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ብዝግበሩ ፀወታታት ክጅመር ኢዩ፡፡ ብዱሽ ቅርፂ ውድድር ምክያድ ካብ ዝጅምር ኣብ 2ይ ዓመቱ ዝሓዘ እቲ ውድድር 36 ጋንታታት ክሳተፋ ኢየን፡፡ ሊቨርፑል፣ ኣርሰናል፣ ማንቼስተር ሲቲ፣ ቼልሲን ኒውካስትል ዩናይትድን ከምኡ እውን ተዓዋቲት ዩሮፓ ሊግ ዝኾነት…

ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሐንኩሎ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ቤሚሽ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሐንኩሎ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ጆርጅ ቤሚሽ ተዓዊቲ መዳሊያ ወርቂ ኮይኑ። ሞሮካዊ ኣትሌት ሶፊያን ኤልባካሊ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ዝዛዘመ እንትኸውን፥ ኬንያዊ ኣትሌት ኣድመንድ ሴሪም ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም። ኢትዮጵያዊያን ኣትሌቶች ሳሙኤል ፍሬው መበል ራብዓይ፣ ለሜቻ ግርማ…

ኒውካስል፣ ቦርንማውዝን ፉልሃምን ንተጋጠምተን ስዒረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ራብዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኒውካስል፣ ቦርንማውዝን ፉልሃምን ንተጋጠምተን ስዒረን፡፡ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 11 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኒውካስል ንዎልቭስ 1 ን 0፣ ቦርንማውዝ ንብራይተን 2 ን 1 ከምኡ እውን ፉልሃም ንሊድስ ዩናይትድ 1 ን 0 ስዒረን፡፡ ክርስታል ፓላስ ምስ ሰንደርላንድ ከምኡ እውን ኤቨርተን…

ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ነሓስ ኣምፂኣ። ኬንያዊት ኣትሌት ቢያትሪስ ቼቤት ቀዳመይቲ እንትትወፅእ፤ ጣሊያናዊት ናዲያ ባቶቼሌቲ ክላኣይ ደረጃ ብመመሓዝ ዛዚማ፡፡…