Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሳልሳይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት፤ ሃዋሳ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያሬድ ብሩክ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ወላይታ ድቻ ድማ ካርሎስ ዳምጠው ኣመዝጊቡዋ፡፡ ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ Website www.fanamc.com/tigrigna Facebook FBC Tigrigna YouTube…
Read More...

ኬቨን ዴብሩይን ንዊሕ እዋን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂየማዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ናፖሊ ኬቨን ዴብሩይን ኣብ ጭዋዳኡ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንነዊሕ እዋን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ፡፡ እቲ ተፃዋታይ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ጋንትኡ ናፖሊ ንኢንተር ሚላን 3 ን 1 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ፍፁም ቅላዕ ኣብ ዘመዝገበሉ ሰዓት ናይ ጭዋዳ ምስሕሓብ ጉድኣት ኣተኣናጊዱ ተቐይሮ ምውፅኡ…

ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ዮሚፍ ቀጀልቻን ኣብ ውሽጢ ዝበለፁ ኣትሌታት እዚ ዓመት ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ዮሚፍ ቀጀልቻን ካብ ስታዲየም ወፃእ ኣብ ውሽጢ ሕፁያት ዝበለፁ ኣትሌታት ወድድር ጎደና እዚ ዓመት ኣቲዮም። ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ ወግዓዊ ኣብ ዝገበሮ መረዳእታ፥ እቶም ኣትሌታት ኣብ ወድድር እዚ ዓመት በዝተፈላለዩ ውድድራት ጎደና ብመሰረት ዘመዝገብዎ ውፅኢት ንሕፁይነት ምክታት ክኢሎም። ብደቂ…

ቼልሲ ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ብሰንደርላንድ ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 9ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ብሰንደርላንድ 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ዝተፃወታ ክልቲአን ጋንታታት ቼልሲ ብኣሌሃንድሮ ጋርናቾ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር ኢሲዶርን ታልቢን ብዘመዝገቡወን ሸቶታት ሰንደርላንድ ክትዕወት ክኢላ፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ…

ሲዳማ ቡና ንሃዋሳ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ዝተገበረ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ሲዳማ ቡና ያሬድ ባዬህ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ቅድም ክብል ቀትሪ ሰዓት 6 ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ምድረ ገነት ሽረ ዝገበረኦ ፀወታ…

ኢትዮጵያ ቡና ንነገሌ ኣርሲ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡና ንነገሌ ኣርሲ 2 ን 1 ስዒራታ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኣቡበከር ኣዳሙን በፍቃዱ ኣለማየሁን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ነገሌ ኣርሲ ድማ ገ/መስቀል ዱባለ ኣመዝጊቡዋ፡፡ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል፤ ኣብ ስታዲየም…

ሪያል ማድሪድ ምስ ጁቬንቱስ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሳልሳይ ዙር ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሪያል ማድሪድ ምስ ጁቬንቱስ ከምኡ እውን ጀርመናዊት ጋንታ ኣይንትራክት ፍራንክፈርት ምስ እንግሊዛዊት ጋንታ ሊቨርፑል ሎሚ ምሸት ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሪያል ማድሪድን ጁቬንቱስን ኣብ ሳንቲያጎ ቤርናብዩ ምሸት ሰዓት 4 ክካየድ ኢዩ፡፡…