ስፓርት

ስፓርት

ሴኔጋልን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣብ ምድብ-4 ዝርከባ ሴኔጋልን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተገበረ ካልኣይ ፀወታ ምድብ፤ ሳዲዮ ማኔ ንሴኔጋል ከምኡ እውን ሴድሪክ ባካምቡ ንዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ ካልኣይ ፀወታ ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ እነትቕፅሉ ታንዛኒያ ምስ ኡጋንዳ ካብ ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ እነተኻየደ እንትኸውን፤ ናይጄሪያ ምስ ቱኒዚያ ምሸት ሰዓት 5 ክራኸባ ኢየን። ስሉጥን እዋናዊን…
Read More...

ኣርሰናል ንብራይተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንብራይተን 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ማርቲን ኦዴጋርድን ሩተር (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶን) ኣመዝጊቦምወን፡፡ ንብራይተን ካብ ስዕረት ዘየድሐነተ ብሕታዊት ሸቶ ዴጎ ጎሜዝ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብ ካሊእ…

ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ንደቡብ ኣፍሪካ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ግብፂ ንደቡብ ኣፍሪካ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ግብፂ መሓመድ ሳላህ ብፍፂም ቅላዕ ብዘመዝገባ ሸቶ ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ። ኣብቲ ፀወታ፤ ግብፃዊ ተፃዋቲ መሓመድ ሃኒ ብክልተ ብጫ ካብ ሜዳ ተገሊፊ…

ኣንጎላን ዚምባቡዌን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ካልኣይ ፀወታ ምድብ ሎሚ መዓልቲ ዝተኻየደ  እንኸውን፤ ቀትሪ ሰዓት 9 ዝተራኸባ ኣንጎላን ዚምባቡዌን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅት ተፈላሊየን። ጄልሰን ዳላ ንኣጎላ ከምኡ እውን ኖሌጅ ሙሶና ንዚምባቡዌ ሸቶታት ኣመዝጊቦም። ፀወታ ቀፂሉ እንትካየድ፤ ኣብዚ ሕዚ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ዝሓለፉ ክልተ ተኸታተልቲ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ክትዕወታ ዘይከኣላ ክልቲአን ጋንታታት ናብ ዓወት ንምምላስ ሎሚ ምሸት ሰዓት 5 ኣብ ኦልድትራፎርድ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ክልቲአን ጋንታታት…

ፌስቲቫል ስፖርት ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅማ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌስቲቫል ስፖርት ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅማ ክካየድ ኢዩ። እቲ ፌስቲቫል፥ “ስፖርት ብዙህነትን ኣፍልጦን ንምርምር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክካየድ። ኣብቲ ፌስቲቫል ብክልቲኦም ፆታታት ብ15ዓይነታት ስፖርት ውድድራት ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ናይ ስታዲየም፣ መሐምበሲ ካእቢ ሕድሳት ሓዊሱ…

ቡርኪና ፋሶ ንኢኳቶሪያል ጊኒ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ቡርኪና ፋሶ ንኢኳቶሪያል ጊኒ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ቀትሪ ሰዓት 9:30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቡርኪና ፋሶ ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ኤድመንድን ታፕሶባን ብዘመዝገቡወን ሸቶታት ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ወፂኣ። ባሲሊዮ ንዶንግ ብዝሰርሖ ጥፍኣት…