ስፓርት
ሊቨርፑል ምስ ፒኤስጂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ 2018፣ (ኤፍ ኤም ሲ) ሻምፕዮንስሊግ ርብዒ ፍፃመ ፀወታ መልሲ ሎሚ ምሸት ክጅምር እዩ።
ሊቨርፑል ኣብ መይድኣ ንፈረንሳዊት ክለብ ፒኤስጂ ኣብኣንፊልድ ሮድ ምሸት ሰዓት 4 ከተአንግድ እያ።
ክልቲኦም ጉጅለታት ኣብ ፓርክ ደ ፕሪንስ ዝገበርዎ ፈላማይዙር ፀዋታ ፒኤስጂ 2ን0 ምዕዋታ ይዝከር፡፡
ሊቨርፑል ሎሚ ምሸት ኣብ ሜድኣ ኣብ ዘካየደቶ ግጥም ስዕረትንድሕሪት ተመሊሳ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ንምብፃሕ ሓያል ፃዕሪ ከተካይድ ትፅቢት ይግበር።
ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተዓዋቲት ፒ ኤስጂ ብወገና እቲ…
Read More...
ጋሞ ጨንቻ ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓቢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ "ሀ" እናተሳተፈት ትርከብ ጋንታ ጋሞ ጨንቻ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባያ ኣረጋጊፃ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ጅማ ፀወታኣ ዘካየደት ጋሞ ጨንቻ ንቡራዩ ከተማ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ።
ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ነጥባ 41 ዘብፀሐት ጋሞ ጨንቻ መሪሕ እቲ ምድብ ብምዃን…
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሊድስ ዩናይትድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መወዳእታ ፀወታ መበል 32 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ኦልድትራፎርድ ምሸት ሰዓት 4 ንሊድስ ዩናይትድ ክተተኣናግድ ኢያ።
እቲ ሊግ ንሃገራት ፀወታ ቅድሚ ምቁራፁ ናይ መወዳእታ ፀወታኣ ብማዕረ ውፀኢት ዝዛዘመት ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ዓወት ንምምላስ ድሕሪ 24 መዓልቲታት ናብ ሜዳ ክትኣቱ…
ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንመቐለ 70 እንደርታ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንመቐለ 70 እንደርታ 3 ን 0 ስዒራ።
ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሁዘይፋ ሻፊን ናትናኤል (2)ን ኣመዝጊቦምወን።
ቅድም ኢሉ ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም…
ኣሮን ራሜሴ ካብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም አግሊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት ፣2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ተፃዋታይ ኣርሰናል ኣሮን ራሜሴ ካብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ምግላሉ ዕላዊ ገይሩ።
ኣብ ሜክሲካዊት ክለብ እናተፃወተ ዝነበረ ራምሴ ኣብ 35 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ።
እዚ ተፃዋታይ ንኣርሰናል፣ ጁቬንቱስ፣ ኖቲንግሃም ፎረስት፣ ካርዲፍ ሲቲን ሬንጀርስን ዝኣመሰላ ክለባት ተፃዊቱ እዩ።
ራምሴ ምስ…
ሻምፒዮን ኦሎምፒክ ፓሪስ ኣትሌት ጋቢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ውድድር ግራንድ ፕሪክስ ከምትሳተፍ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፓሪስ ኦሎምፒክ 200 ሜትሮ ሻምፒዮ ዝኾነት ኣትሌት ጋቢ ቶማስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ውድድር ግራንድ ፕሪክስ ከምትሳተፍ ኣፍሊጡ።
ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን እተተኣናግዶ ናይ ሓደ መዓልቲ ዓለም ለኸ ውድድር፤ 10 ሚያዚያ 2018 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ፡፡
ኣብቲ ውድድር ኣሜሪካዊት ኣትሌት ጋቢ ቶማስ ከምትሳተፍ…
ሪያል ማድሪድ ምስ ባየርን ሙኒክ፤ ኣርሰናል ምስ ስፖርቲንግ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ሪያል ማድሪድ ምስ ባየርን ሙኒክ ከምኡ እውን ኣርሰናል ምስ ስፖርቲንግ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
15 ግዘ ናይቲ መድረኽ ክብሪ ዝወነነት ሪያል ማድሪድ 6 ግዘ ናይቲ መድረኽ ምስ ዝተዓዋተት ባየርን ሙኒክ ዘራኽብ ፀወታት ልዑል ትኹረት ስሒቡቡ…