ስፓርት

ስፓርት

ኣርባ ምንጭ ከተማ ንመቐለ 70 እንደርታ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባ ምንጭ ከተማ ንመቐለ 70 እንደርታ 2 ን 0 ስዒራ። ክልቲአን ጋንታታት ካብ ቀትሪ ሰዓት 10 ጀሚረን ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ፀወተአን ዘካየዳ እንትኾና÷ ኣርባ ምንጭ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኣብዱል ራህማንን ኣሸናፊ ፊዳን ኣመዝጊቦምወን። ፀወታ እንትቕፅል ምድረ ገነት ሽረን ባህር ዳር ከተማን ካብ ምሸት ሰዓት 12 ጀሚረን ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ እነታፃወታ ይርከባ። ቅድም ክብል ኣብ…
Read More...

ኤቨርተን ምስ ማንቼስተር ሲቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 35 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜድኣ ወፃኢ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኤቨርተን ክትገጥም ኢያ። ሎሚ ምሸት ሓዊሱ ክልተ ፀወታታት ኣብ ኢዳ ተሪፍዋ ዘላ ማንቼስተር ሲቲ ምሰ ኣርሰናል ዘጋጠማ ናይ 6 ነጥቢ ፍልልይ ንምፅባብ ናብ ሜዳ ክትኣትው እያ። ኣብ ቀፃሊ ዓመተ ውድድር መድረኽ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ንሊቨርፑል ብምስዓር ተሳትፎ ሻምፒየንስ ሊግ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35ን ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ንሊቨርፑል 3 ን 2 ስዒራ፡፡ ካብ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ማቲያስ ኩኛ፣ ቤንያሚን ሼሽኮን ኮቢ ማይኖን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ንሊቨርፑል ክብ ስዕረት ዘየድሐና…

ደርቢ ላንክሻየር – ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሊቨርፑል

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ኦልድ ትራፎርድ ንሊቨርፑል እተተኣናግደሉ ደርቢ ላንክሻየር ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ቀትሪ ሰዓት 11፡30 ኣብ ዝካየድ ፀወታ ብወገን ማንቼስተር ዩናይትድ ማቲያስ ዲላይት ብጉድኣት፤ ሊሳንድሮ ማርቲኔዝ ድማ ብቕፅዓት ምኽንያት…

መቐለ 70 እንደርታን ሃድያ ሆሳእናን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታን ሃድያ ሆሳእናን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ናይ መቐለ 70 እንደርታ ሸቶ ኬኔዲ ገብረፃዲቅ እንተመዝግብ ንሃዲያ ሆሳእና ማዕረ ዝገበረት ሸቶ ድማ ፀጋኣብ ግዛው ኣመዝጊቡዋ። መርሃ…

መቻል ኢትዮ ንኤሌክትሪክ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ መቻል ኮሊንስ ኮፊ ኣመዝጊቡዋ፡፡ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ ቀፂሉ እንትካየድ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ሰዓት 12 ኣዳማ ከተማ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ብሬንትፎርድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ምሸት ሰዓት 4 ንብሬንትፎርድ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ተሳትፎ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንምርካብ እናተናሓነሐት ትርከብ ማንቼስተር ዩናይትድ፤ ኣብቲ ሊግ ተኸታታሊ 2ይ ዓወታ ንምምዝጋብ ናብ ሜዳ ክትኣቱ ኢያ፡፡ ኣብቲ ሊግ…