ስፓርት
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ካልኣይ ዙር መጥቃዕቲ ፈፂማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ኣብቂዑ ምስበሉ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ካልኣይ ዙር መጥቃዕቲ ፈፂማ፡፡
ዋሽንግተን በዚ መጥቃዕቲ ልዕሊ 90 ዒላማታት ከምዝወቕዐት ዝገለፀት እንትትከውን፥ ሰብ መዚ ኢራን ብግደኦም እዚ ፀወታ ኣይኮነን፤ መጥቃዕቲ እንትፍነወና ብሱቕታ ኣይንምልከትን ብምባል ኣጠንቂቐን፡፡
ኣሜሪካ ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ብወሽመጥ ባሕሪ ሆርሙዝ ኣብ ልዕሊ ዝሓልፋ ሰለስተ ናይ ንግዲ መራኽብ ኢራን መጥቃዕቲ ፈፅማ ብምባል ብዝወሰደቶ ስጉምቲ 65 ወታደራዊ ጃልባታት ኢራን…
Read More...
ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ኣሰልጣኒ ፉልሃም ኮይኑ ተሸይሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እንግሊዛዊ ክለብ ፉልሃም ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ኣሰልጣኒ ናይቲ ክለቡ ኮይኑ ከም ዝተሾመ ዕላዊ ገይሩ።
በዙይ መሰረት ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ንኣሰልጣኒ ማርኮ ሲልቫ ብምትካእ ኣብ ክራቨን ኮቴጅ ክለብ ፉልሃም ን3 ዓመታት ዝፀንሕ ኮንትራት ተፈራሪሙ።
እቲ 43 ዓመት ዝዕድሚኡ ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ኣብ እንግሊዝ ፕሪምየር ሊግ ንክለባት…
ኣርጀንቲና 2 ን 0 ካብ ምምራሕ ተበጊሳ ንግብፂ ብምስዓር ናብ ርብዒ ፍፀመ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ሃገራት ፅዋዕ ዓለም ኣርጀንቲና ብ2 ኣፈላላይ ሸቶ እናተመርሐት ፀኒሓ ንግብፂ 3 ን 2 ብምስዓር ናብ ርብዒ ፍፀመ ክትፅምበር ክኢላ፡፡
ናይ ኣርጀንቲና ሸቶታት ሊዮኔል ሜሲ፣ ክረስቲያን ሮሜሮን ኢንዞ ፈርናንዴዝን እንተመዝግቡ፥ ንግብፂ ካብ ስዕረት ዘየድሐና ሸቶታት ድማ ያሰር ኢብራሂምን ዚኮን…
ኔይማር ጁንየር ካብ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ምውፅኡ ኣፍሊጡ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚል ትማሊ ምሸት ኣብ ዙር 16 ፅዋዕ ዓለም 2026 ብኖርዌይ ዘሰንብድ ስዕረት ብምትእንጋዳ ካብቲ ውድድር ተኣልያ ኣላ፡፡
ኣብ መበል 67 ደቂቃ ንጋብሬል ማርቲኔሊ ተኪኡ ናብ ሜዳ ዝኣተወ ኔይማር ዳ ሲልቫ ሳንቶስ ጁንየር ፍፁም ቅላዕ ብምምዝጋብ ንብራዚል ካብ ስዕረት ኣየድሐናን።
ድሕሪ እቲ ፀወታ ብዓሚቕ ሓዘን ዝተራእየ…
ፀወታ የፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ ሎሚ መዓልቲ ፍፃመኡ ረኺቡ።
ሻምፒዮን እቲ ሊፍ ሲዳማ ቡና ምስ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ዘራኸበ ናይ መወዳእታ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ፤ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተኻይዱ።
ኣብቲ ፀወታ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ኣቤል ሃብታሙ ብዘመዝገባ ሸቶ ፍፁም ቅላዕ ንሲዳማ ቡና ክትስዕር…
ሪያድ ማህሬዝ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ኣልጄሪያ ንባዕሉ ኣግሊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣልጄሪያዊ ተፃዋታይ ክፍሊ መስመር ምጥቃዕ ሪያድ ማህሬዝ ንባዕሊ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ምግላሉ ዕላዊ ገይሩ፡፡
ኣልጄሪያ ኣብ ፅዋዕ ዓለም 32 ሃገራት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሎሚ ወጋሕታ ብስዊዘርላንድ ተሳዒራ ካብቲ ውድድር ምስተሰናበተት ኢዩ እቲ ተፃዋቲ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ንባዕሉ ኣግሊሉ ዘሎ፡፡
ማህሬዝ…
ፖርቹጋል ምስ ክሮሺያ ፤ ስፔን ምስ ኦስትሪያ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ብሓባር ኣብ ዘዳለውኡ መበል 23 ፅዋዕ ዓለም ናይ 32 ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሎሚ እወን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ናይ ሓደ ጊዘ ናይቲ መድረኽ ሻምፒዮን ዝኾነት ስፔን ምሸት ሰዓት 4፡00 ምስ ኦሰቲሪያ ፀወተኣ ክተካይድ ኢያ።
ለይቲ ሰዓት 8፡00 ድማ ፖርቹጋል ምስ ክሮሺያ…