ስፓርት

ስፓርት

ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል -ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበር ግጥም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 33 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንመሪሕ ሊግ ኣርሰናል ኣብ ስታድዩም ኢትሃድ ምሸት ሰዓት 12፡30 ክተተአንግድ እያ። ኣብቲ ደረጃ ሊግ 1ይን 2ይን ደረጃ ዝተቐመጣ ጋንታታት ዝካየድ ፀወታ ናይዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበር መርሃ ግብሪ ኢዩ። ማንቼስተር ሲቲ ምስ መራሒት ሊግ ኣርሰናል ዘለዋ ነቲ ሰፊሕ ፍልልይ ክተፅብብ ትፅዕር ኣላ። ኣብቲ ሊግ ክልተ ተከታታሊ ፀወታ ማዕረ ውፅኢት እንተድኣ ተዓዊታ ምስ ኣርሰናል ዘለዋ ፍልልይ ናብ 3 ነጥቢ…
Read More...

ኢትዮጵያ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ወርቂ ዝወሃቦ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ወርቂ ዝወሃቦ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ተሓሪያ። ኢትዮጵያ ኣብ 2027 ዝካየድ ደረጃ ወርቂ ዘለዎ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ኢያ ተመሪፃ ዘላ። ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ነቲ ውድድር ክተሰናድእ ዝወሰነላ ደረጃ ነሓስ ዘለዎ ንፈለማ እዋን ውድድር ግራንድ ፕሪ ኣብ ኣዲስ…

መቐለ 70 እንደርታ ንፋሲል ከነማ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንፋሲል ከነማ 3 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ መቐለ 70 እንደርታን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ቦና ኣሊ (2)ን ሚሊዮን ወልዴን ኣመዝጊቦምወን። ፀወታ እቲ ሊግ ቀፂሉ እንትካየድ…

ብሬንትፎርድን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሬንትፎርድን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 8፡30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ክልቲአን ጋንታትት ብዘይ ሸቶ 0 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢየን ተፈላሊየን። ፀወታታት እቲ ሊግ ቀፂሎም እንትካየዱ ተሳትፎ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንምርግጋፅ እናተናሓናሓ ዝርከባ ጋንታታት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ግራንድ ፕሪ ውድድር ጉያ ኣትሌት ፋንታዬ ኣዳነን ይስማው ድሉን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ግራንድ ፕሪ ውድድር ጉያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ፋንታዬ ኣዳነን ይስማው ድሉን ተዓዊቶም፡፡ ውድድር ኣትሌቲክስ ግራንድ ፕሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። በዚ ድማ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ጉያ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ፋንታዬ ኣዳነ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ። ብደቂ…

ሻምፕዮን ኦሊምፒክ ፓሪስ ጋቢ ቶማስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሻምፕዮን ኦሊምፒክ ፓሪስ ጋቢ ቶማስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ። እታ ኣትሌት ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወት ንፈለማ እዋን ብኢትዮጵያ ኣብ ተተኣናግዶ ግራንድ ፕሪክስ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድር ኣትሌቲክስ ንምስታፍ እዩ። ኣሜሪካዊት ኣትሌት ጋቢ ኣብ 2024 ዓ.ም.ፈ ኣብ ፓሪስ…

ሃላባ ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓብያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃላባ ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2019 ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ዘበነ ውድድር 2018 ምድብ ለ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሞንጎ ሃላባ ከተማን ደሴ ከተማን ኣብ ሃዋሳ ተኻይዱ። ኣብቲ ፀወታ ሃላባ ከተማ ንደሴ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ነጥባ 38 በምብፃሕ ሓደ ፀወታ…