Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ዘቲዮም
By
mizan mekonen
on June 29, 2026
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ዘቲዮም።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ኢኮፐኖሚያዊ ዝምድና፣ ሰላምን ድሕንነትን ከምኡ ‘ውን ዞባዊ ርግኣት ተዛቲና ኢሎም።
ዝተመረፁ
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
ምክትል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣዲስ ኣበባ ኣትየን
ሕብረት ኣውሮፓ ንሓዱሽ መንግስቲ መደመር ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ
ግዕዝይና ንምክልኻል ኣብ ሓደሽቲ ዝተሾሙ ኣባላት ካቢኔ ልዑል መፅናዕቲ ተኻይዱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
እቲ ካቢኔ ብፍትሓውነትን ሓቋፋይነትን ንምውዳብ ግዜ ተዋሂቡ ተሰሪሑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ሰሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ
ምስ ራኢ ሓድነት ኣፍሪካ ዝተኣሳሰረ ርክብ ኢትዮጵያን ናይጄርያን
ቀዳማ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ተዛቲዮም
Comments
(0)
Add Comment